Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝተረኸባሉ ኣብ 60 መዓልቲታ ዝተሰርሑ ሰብ ተኮር ፕሮጀክታት ይምረቑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝተረኸባሉ ኣብ 60 መዓልቲታ ዝተሰርሑ ሰብ ተኮር ፕሮጀክታት ስነ-ስርዓት ምረቓ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ÷ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና…

ምክትል ሓላፊ ዞባ ደቡብ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ሸኔ ምክትል ሓላፊ ዞባ ደቡብ ዝብል ሓላፍነት ዝተውሃቦ ተጠርጣሪ ብናይ ገዛ መኪና ናብ ማእኸል ሃገር እንትጓዝ ኣብ ዞባ ቦረና ወረዳ ሞያሌ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ መምርሒ ፖሊስ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ኮሙዩኒኬሽን ሓጋዚ ዲቪዥን…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ወፍሪ ቀጠና ግድብ ህዳሰ ሰላም ንምርግጋፅ እናሰርሐ ከምዝርከብ ምክትል ኣዛዚ ክፍለ ጦር ሜካናይዝድ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ወፍሪ ቀጠና ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ሰላም ንምርግጋፅ ለይቲን ቀትሪን እናሰርሐ ከምዝርከብ ምክትል ኣዛዚ ክፍለ ጦር ሜካናይዝድ ገሊፆም። እቶም ምክትል ኣዛዚ ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ሜካናይዝድ ሰፋሕቲ ወፍሪታት ብምፍፃም ካብ…

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 11 ቢሊየን ዝኸውን ኣለቂሑዎ ዝነበረ ገንዘብ ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 10 ነጥቢ 9 ቢሊየን ዝኸውን ኣለቂሑዎ ካብ ዝነበረ ገንዘብ ክእክብ ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ናይ ክልል ትግራይ ፕሮጀክታት እንተይ ሓወሰ ዝተበላሸወ ደረጃ ልቓሕ ናብ 17 ሚኢታ ከውርድ…

ፓርላማ ሶማሊያ ሽመት 26 ኣባላት ካቢኔ ኣፅቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ኮይኖም ካብ ዝሽወሙ 40 መዓልቲ ዝኾኖም ሃምዛ ኣብዲ ባሬ ዘቕረቡዎም 26 ኣባላት ካቢኔ ፓርላማ እታ ሃገር ኣፅቑዎ። እቲ ካቢኔ ምክትል መራሒ ኣልሻባብ ንዝነበረ ሙክታር ሮቦው ኣቡ ማንሱር ከምዘካተተ እውን ሲ ጂ ቲ ኤን…

4ይ ዙር ስልጠና ሃገራዊ ወለንታዊ ማሕበረሰባዊ ኣገልግሎት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰልጠንቲ ብሄራዊ ወለንታዊ ግልጋሎትን ማሕበረሰባዊ ልምዓትን ብኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ዩኒቨርስቲ ጅማ ዝተውሃቦም ስልጠና ዛዚሞም። ኣብ 4ይ ዙር መደብ ሃገራዊ ወለንታዊ ኣገልግሎትን ልምዓት ማሕበረሰብን "ሰናይ ንሓድነት" ብዝብል መሪሕ ቃል ልዕሊ 9 ሽሕ…

ሓባራዊ መድረኽ ምኽክር ብመምርሒ ኣሰራርሓ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲ ስራሕ ፌደራልን ክልልን ከምኡ እውን ሓለፍቲ ስራሕ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልቲአን ከተማታትን ተወከልትን ብምዃን ንመምርሒ ኣሰራርሓ ፎረም ምኽክር ኣፅዲቖም። እቲ ኣሰራርሓ መምርሒ፤ ኣብ ምውፃእ ሕጊ፣ ክትትልን ቁፅፅርን፣ ውክልና ህዝብን ሞያውን…

መልቐቒ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ 30 መስከረም 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ከምዝወሃብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መተቓለሊ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ  ዘበነ ትምህርቲ 2014 ዓ.ም ካብ 30 መስከረም 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ከምዝወሃብ ኣገልግሎት ፈተናን ምዘናን ትምህርቲ ኣፍሊጡⵆ እቲ ፈተና ካብ 30 መስከረም 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት…

መፍረያይነት ስርናይ

ኢትዮጵያ መፍረያይነት ስርናይ ንምዕባይ ዓብዪ ፃዕሪ ትገብር ከምዘላን ኣብዚ ዓመት ልዑል ውፅኢት ትፅቢት  ከምዝግበርን ተገሊፁ። በዚ መሠረት፡- ኣብ ዘመነ ምህርቲ ሕርሻ 2015 ዓ/ም ድማ 400 ሚሊየን ኩንታል ብኣናእሽተይ ትሕዝቶ  ሓረስቶትን ሰበኽ ሳግምን ንምፍራይ ትልሚ ተታሒዙ ኣሎ። ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ካብ ዓለም 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ዝተኻየደ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ካብ ዓለም ኢትዮጵያ ካብ ዓለም 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ። ኢትዮጵያ ኣብቲ ውድድር 6 ሜዳሊያ ወርቂ፣ 5 ብሩርን 1 ነሓስን ብድምሩ 12 ሜዳሊያታት ክትረክብ ክኢላ። ኣብ መዛዘሚ…