ንክረምታዊ ማእቶት ዝኸውን ዕድጊት ኣግሮ ኬሚካል ንምክያድ ልዕሊ 60 ሚሊየን ዶላር ተሰሊጡ-ሚኒስቴር ሕርሻ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክረምታዊ ማእቶት 2014/2015 ዓ.ም ዝኸውን ዕድጊት ኣግሮ ኬሚካል ንምክያድ ልዕሊ 60 ሚሊየን ዶላር ተሰሊጡ ክብል ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ዶክተር ሶፊያ ካሳ ከምዝበልኡ፥ ፍሪያት ሕርሻ ንምስሳን ብፍላይ እታዎታት…