ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ መገዲ እንትዘዋወር ዝነበረ 50 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካን ሸጓጉጥን ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ብዘይሕጋዊ መገዲ እንትዘዋወር ዝነበረ 50 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካን 3 ሸጓጉጥን ተታሒዙ።
ብተወሳኺ ጠያይቲ ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ህዝቢ ዘይሕጋዊ ኣፅዋራት ኲናትን ዝውውር…