ትልሚታት ጥፍኣት ግብረ ራዕዲታት ስግኣት ብሄራዊ ድሕንነት ናብ ዘይኾንሉ ብርኪ በፂሑ ክብል ኣገልግሎት ብሄራዊ መረዳእታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ
ዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ትልሚታት ጥፍኣት ግብረ ራዕዲታት ስግኣት ብሄራዊ ድሕንነት ናብ ዘይኾንሉ ብርኪ በፂሑ ክብል ኣገልግሎት ብሄራዊ መረዳእታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።
ምኽኒያቱ ድማ ሽፋንን ፅሬትን ወፍሪ መረዳእታ ብልዑል ብርኪ ምዕናዩ ከ፥እዝኾነ ሓቢሩ።
ዳይሬክተር…