ዩኒቨርስትታት ማእኸላት ምርምርን መፅናዕቲን ክልሰ-ሓሳባዊ ጥራይ ዘይኮናስ ተግባር እውን ከምፅኣ ይግባእ- ኣይተ ኣደም ፋራሕ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስትታት ማእኸላት ምርምርን መፅናዕቲን ክልሰ-ሓሳባዊ ጥራይ ዘይኮናስ ተግባር እውን ከምፅኣ ይግባእ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራሕ ገሊፆም።
ዩኒቨርስቲ ባህርዳር መበል ሳልሳይ መድረኽ ዘተ ላዕለዎት ትካለት…