ቢዝነስ “ግሪን ትራንስፖርት” ዝብል ስያመ ዘለወን ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ስራሕ ጀሚረን Desta Jul 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ግሪን ትራንስፖርት" ዝብል ስያመ ዘለወን ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ሎሚ መዓልቲ ስራሕ ጀሚረን። እተን ተሽከርከርቲ "ግሪን ቴክ ኣፍሪካ" በዝተብሃለ ፋብሪካ ዝተሰርሓ ኢየን ተባሂሉ። ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ ኣብ ሕውነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ልዕሊ 500 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንክርከብ ከምዝገበሩ ተገሊፁ Desta Jul 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ካብ ሰደድ ወፃኢ ልዕሊ 500 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ንክርከብ ከምዝገበሩ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ። ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ቤት ምኽሪ ማሕበራት ዓውዲ ኣፍረይት ኢንዱስትሪታት፣ ሰብ ሃፍቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “መናእሰይ ንህንፀት ሰላምን ሓለዋ ከባቢን” ብዝብል መሪሕ ቃል መናእሰይ ኣፍሪካ ዝሳተፍሉ ሴሚናር ሰላም ይሳለጥ ኣሎ Desta Jul 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “መናእሰይ ንህንፀት ሰላምን ሓለዋ ከባቢን” ብዝብል መሪሕ ቃል መናእሰይ ኣፍሪካ ዝሳተፍሉ ሴሚናር ሰላም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ምስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ብሓባር ብምኻን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መርከብ ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ግዝኣት ቻይና ብምጥሓስ ከምዝኣተወ ተገሊፁ Desta Jul 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርከብ ሓይሊ ሰራዊት ባሕሪ ኣሜሪካ ግዝኣት ቻይና ብምጥሓስ ሎሚ ከምዝኣተወ ተገሊፁ። ሰራዊት ምክልኻል ቻይና ከምዝበሎ፥ እታ መርከብ ብዘይካ ፍቓድ መንግስቲ ቻይና ኣብ ደቡባዊ ባሕሪ ቻይና ኣብ ዝርከባ ደሴታት ከባቢ ብወነና ኣቲያ። ኣፈኛ እዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ኮሚቴ ኣማራፂ ሰላም ስርሑ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ Desta Jul 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዘጋጠመ ፀገም ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ዝተጣየሸ ዓብዪ ኮሚቴ ኣማራፂ ሰላም ስርሑ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ኣማኻሪ ሚኒስትር ቀዳማይ ሚኒስቴር ብሄራዊ ድሕንነት ኣምባሳደር ሬድን ሑሴን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ዓብዪ ኮሚቴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ን ጅቡቲን ተርሚናል መፍረ እንስሳት ዶራሌህ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ተፈራሪመን Desta Jul 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ን ጅቡቲን ተርሚናል መፍረ እንስሳት ዶራሌህ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ዘኽእል መዘክር ስምምዕነት ከቲመን። እቲ ተርሚናል፥ ኢትዮጵያ ሃፍቲ እንስሳት ብዝግባእ ናብ ወፃኢ ንክትልእኽ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ብተወሳኺ ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ ዝሕግዝ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕብረት ኣውሮፓ ክሳብ ሐዚ 13 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ዝዋግኦም ሃፍቲታት ሩሲያ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ Desta Jul 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ክሳብ ሐዚ 13 ነጥቢ 8 ቢሊየን ዶላር ዝዋግኦም ሃፍቲታት ሩሲያ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ። እቲ እገዳ ሩሲያ 24 ለካቲት 2022 ኣብ ልዕሊ ዩክሬን መጥቃዕቲ ድሕሪ ምፍፃማ ዝተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኮሚሽነር ፍትሒ እቲ ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ንዝትገበር ዳግመ ህንፀት ስምምዕነት ፕሮጀክት ትግበራ ሳልሳይ ወገን ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ንዝካየድ ፕሮጀክት ዳግም ህንፀት ምስ ኤጀንሲ ኣገልግሎት ፕሮጀክትታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ናይ ሳልሳይ ወገን ሰነድ ስምምዕነት ትግበራ ከቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ፋይናንስ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝማዕበለ ኣእምሮ ዝፈረሰት ከተማ ይሃንፅ፤ ዝፈረሰ ኣእምሮ ድማ ዝተሃነፀት ከተማ የፍርስ -ብዓል ሞያ ቅኒተ ሕልና Desta Jul 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝማዕበለ ኣእምሮ ዝፈረሰት ከተማ ይሃንፅ፤ ዝፈረሰ ኣእምሮ ድማ ዝተሃነፀት ከተማ የፍርስ ክብል ብዓል ሞያ ቅኒተ-ሕልና (ማይንድ-ሴት) ገሊፁ። እቲ ብዓል ሞያ፥ ጥዕንኡ ዝሓለወ መነባብሮን መንነትን ንክህልወና ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ ክህልወና ግድን እዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣብ መንበሪ ገዛ ዝተዋህለለ መድሓኒት ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣብ መንበሪ ገዛ ዝተዋህለለ መድሓኒት ከምዝሓዘ በዓል መዚ መግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ መድሓኒት ክተሓዝ ዝኸኣለ፥ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣብ ሓደ መንበሪ ገዛ ተዋህሊሉ ንዕዳጋ ክቐርብ ክብል ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡…