ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ጤቓ ተቓሪፁ ዝነበረ በረራ ኣውሮፕላን እቲ ኣብዝሓ ከምዝተጀመረ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ጤቓ ተቓሪፁ ዝነበረ በረራ ኣውሮፕላን እቲ ኣብዝሓ ከምዝተጀመረ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ሰዓታት ዝነበረ ጤቓ ምምሕያሽ ከምዘርኣየ ሓቢሩ።
ስለዝኾነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…