Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ብጥይት ተወቒዖም ሆስፒታል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ብጥይት ተወቒዖም ሆስፒታል ኣቲዮም። ኣቤ፥ ናራ ኣብ ዝተብሃለት ከተማ ናይ ሓደ ሕፁይ ጎስጓስ መደረ እናገበሩ እናሃለዉ ኢዮም ብድሕሪቶም ብጥይት ተወቒዖም። መሰኻኽር ዓይኒ፥ ሺንዞ ኣቤ ብድሕሪቶም ምስተወቕዑ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብሔራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ከምቢሓዱሽ ንምጥያስ ዝቐረበ ኣዋጅ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትማሊ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዘካየዶ መበል 16 ስሩዕ ኣኼቡኡ ብሔራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ከምቢሓዱሽ ንምጥያስ ዝወፅአ ረቂቕ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ሕጊ፣ ፍትሒን ዴሞክራሲን ወይዘሮ እፀገነት መንግስቱ፥ እቲ ረቂቕ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ቦሪስ ጆንሰን ካብ ስልጣኖም ንምውራድ ከምዝወሰኑ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ብምኽኒያት ዘጋጠሞም ናይ መሪሕነት ቅልውላው  ካብ ስልጣኖም ንክወርዱ ምውሳኖም ኣፍሊጦም። ልዕሊ 30 ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራትን ኣብ ልዕሊኦም ዘለዎም እምነት ከምዝጎደለ ብምግላፅ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታት ካብ…

ኢትዮጵያን ሶማሌላንድን ኣብ ዓውዲ ንግዲን ትራንዚትን ዝረኣዩ ፀገማት ብሓባር ንምፍታሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሌላንድን ኣብ ዓውዲ ንግዲን ትራንዚትን ዝረኣዩ ፀገማት ብሓባር ንምፍታሕ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስን ኣማኻሪ ብሄራዊድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴንን ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ…

ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ከይዲ ህንፀት ሰላም ጠሚቶም ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ከይዲ ህንፀት ሰላም ጠሚቶም ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን  ኦስማን ዲዮን ተዛቲዮም። ኣይተ ብናልፍ ምስ ኦስማን ዲዮን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ባንኪ ዓለም ንስራሕቲ ህንፀት…

ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገብዶ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገብዶ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። እቲ ደገፍ ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ ንህንፀት መሰረተ ልምዓት፣ ማሕበራዊ ልምዓት፣ ግብርና፣ ቀጣናዊ መትእስሳርን ምምሕያሽ ኢኮኖሚን ዘውዕል ኢዩ ተባሂሉ። ምክትል ቀዳማይ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 786 ነጥቢ 61 ቢሊየን ብር ንክኸውን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 16 ሰሙን ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ኣባላት እቲ ባይቶ በጀት መንግስቲ ፌዴራል ዓመተ 2015ንን ሓፈሻዊ…

ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ራብዓይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተኸላ ፈልሲ ብዕሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ኣብቲ ክልል ራብዓይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተኸላ ፈልሲ ብዕሊ ኣጀሚሮም። እቲ መርሃ ግብሪ "ኣሰርና ንወለዶና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዞባ ኣሶሳ ወረዳ ዑራ አምባ ቀበሌ 5 እዩ…

ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ብዝተሰርሐ ስራሕ 4 ቢሊየን ዶላር እቶት ተረኺቡ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኢኮኖሚ ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ክህልዉ ዝግበኦም ኣንፈታት ትኹረት ሽዱሽተ ኢዮም ኢሎም። ንሳቶም ድማ፦ ልቓሕ ምቕናስ ምቕናስ ጉድለት በጀት ዘለና ሃፍቲ ብቑጠባ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ንዓልሊ ንጉዳይ ሰላም ቀዳምነት ዝህብ መንግስቲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ንዓልሊ ንጉዳይ ሰላም ቀዳምነት ዝህብ መንግስቲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ብመሰረት እዚ ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ድርድር ክግበር ኢዩ ብምባል፥ ምኽኒያቱ ድማ ፀላእቲ ኣብ ውሽጢ ዘለዉ ሓይሊታት…