Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

መራሕቲ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ ሰለስተ ጉዳያት ውሳነ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ታሪካዊ ስትራቴጂያዊ ርክብ ኣብ ግምት ዘእተዉ ኣብ ሰለስተ ጉዳያት ውሳነ ኣመሓላሊፎም። ብሚኒስትር ፋይናንስ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጂቡቲ ዑደት ገይሩ፡፡ እቲ ልኡኽ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊብዕዉት ኩነታት ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን እናተውሃበ ዝነበረ ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ2014 ዓ.ም ብዕዉት ኩነታት ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን ርክብ ህዝቢ እቲ ሚኒስቴር ወይዘሮ ኣመለወርቅ ህዝቅኤል ከምዝገለፀኦ፥ ኣብ…

ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ብዝተፈፀሞም መጥቃዕቲ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ብዝተፈፀሞም መጥቃዕቲ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ሺንዞ ኣቤ፥ ናራ ኣብ ዝተብሃለት ከተማ ናይ ሓደ ሕፁይ ጎስጓስ መደረ እናገበሩ እናሃለዉ ኢዮም ብድሕሪቶም ብጥይት ተወቒዖም ናብ ሆስፒታል ምእታዎም ይፍለጥ።…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 25 ሺሕን 491 ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ብዕፃ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ዙር ስነ ስርዓት ምውፃእ ዕፃ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ 40/60ን 20/80ን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ “ንነዊሕ ዓማውቲ ገንዘብኩም እናዓቖርኩም ወነንቲ መንበሪ ኣባይቲ ንምዃን ብሃንቀውታ…

ኣማኻሪ ጉጅለ ኣካላት በዓል ብዙሕ ግደ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ዝሳተፉሉ ኣኼባ ኣብ ጄኔቭ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ፈጣሪ ፅዕንቶ ንክኾን ኣማኻሪ ጉጅለ ኣካላት በዓል ብዙሕ ግደ እናሰርሐ እዩ ክብላ ሚኒስተር ዲኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ወይዘሮ ሑሪያ ዓሊ ገሊፀን፡፡ ኣማኻሪ ጉጅለ ኣካላት በዓል ብዙሕ ግደ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚነሲትርን ሰራሕተኛታት ኣንድነት ፓርክን ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚነሲትርን ሰራሕተኛታት ኣንድነት ፓርክን ክረምታዊ ወለንታ ምኽንያት ብምግባር ደም ለጊሶም። ኣብቲ እዋን ልገሳ ደም ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓታትን እቲ ቤት ፅሕፈት ተሳቲፎም። ሰራሕተኛታት እቲ ቤት ፅሕፈት፥ ኣብ ክረምታዊ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዕፃ ዝወፅአሎም ኣባይቲ ዘመሓድር ናይ ቴክኖሎጂ ሲስተም ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዕፃ ዝወፅአሎም ኣባይቲ ዘመሓድር ናይ ቴክኖሎጂ ሲስተም ተዓዘብቲን ዝምለከቶም ኣካላትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ተኸፊቱ። ግልፅነትን ተሓታትነትን ንምዕሳል ከምዝሕግዝ ዘተኣመነሉ እቲ ቴክኖሎጂን፥ ንኣርባዕተ ዙር ፈተነ ከምዝተገበረሉን…

ኣገልግሎት ፍቓድ መጀመሪ ህንፀት ህንፃን መጥቀሚ ህንፃ ብኦን ላይን ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በዓል መዚ ፍቓድን ቁፅፅርን ህንፀት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ  ኣገልግሎት ፍቓድ መጀመሪ ህንፀትን መጥቀሚን ህንፃ ብኦን ላይን ምሃብ ጀሚሩ። ባለስልጣኑ ለተገልጋዮች ፈጣንና ወጪ ቆጣቢ አገልግሎት ለመስጠት የግንባታ ማስጀመሪያ እና የሕንጻ…

መስኮት ዝውውር ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ከምዝተኸፈተ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መስኮት ዝውውር ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2015 ሎሚ መዓልቲ ከምዝተኸፈተ ተገሊፁ። እቲ እዋን ዝውውር ክሳብ 19 መስከረም 2015 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ኢትዮጵያ ንመሕዪ ድህረ ጎንፂ ዝውዕል ወሳኒ ዝበሃል ሓገዝ ፋይናንስ ንኽግበረላ ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሰሜናዊ ክፋል እታ ሃገር ዝተፈጠረ ጎንፂ ስዒቡ ካብ ዘጋጠማ ቀሊል ዘይበሃል ክሳራ ንምውፃእን መሊስካ ንምህናፅን ባንኪ ዓለምን ካልኦት መሓዙት ኣካላትን ሓገዝ ንኽገብሩ ምክትል ቀዳማይ ሚንስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን…