ኢትዮጵያ ኣብ ድሬዳዋ ተጣይሾ ዘላ ቅድመ ምዕራፍ ናፃ ዞባዊ ንግዲ ኣብ ፅቡቕ ብርኪ ከምዝርከብ ወ/ሮ ዳግማዊ ሞገስ ገሊጸን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ድሬዳዋ ትምስርቶ ዘላ ቅድመ- ምዕራፍ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣብ ፅቡቕ ብርኪ ከምዝርከብ ሚኒስትር ሎጂስቲክስን ትራንስፖርትን ወይዘሮ ዳግማዊ ሞገስ ገሊፀን፡፡
ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ÷ ቅድመ ምዕራፍ ናፃ ዞባ ንግዲ ዕዉት ንምግባር እናሰርሐ ምስ…