Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ጉዳይት ፖለቲካ፣ ሰላምን ፀጥታን ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ጉዳይት ፖለቲካ፣ ሰላምን ፀጥታን ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ባንኮሌ ኣዲዮዬ ናብ ቤት ጽሕፈቶም ተቐቢሎም ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥…

ግብፂን ተለኣኣኽቲ ህወሓትን ኢትዮጵያን ሱዳንን ንምክፍፋል ይሽርቡ ኣለዉ – ተንታኒ ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፂን ተለኣኣኽቲ ህወሓትን ኢትዮጵያን ሱዳንን ንምክፍፋል ይሽርቡ ምዃኖም ተንታኒ ፖለቲካ ኣንድሪው ኮሪብኮ ገሊፁ። ዓለም ለኻዊ ጉዳያት ዝትንትን ብፍላይ ድማ ጉዳይ ኢትዮጵያን ኣመልኪቱ ተደጋጋሚ ትንታት ዝፅፍ ሜሪካዊ ኣንድሪው ኮሪብኮ፥ ኣብ ፅሑፉ…

ኣብ ኣቢያተ ፍርዲ ምጉታት ፍትሒን ምዝባዕ ፍርዲን ዝፈጥሩ ስግኣታት ግዕዝይና ከምዝተርኣዩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣቢያተ ፍርዲ ምጉታት ፍትሒን ምዝባዕ ፍርዲን ዝፈጥሩ ስግኣታት ግዕዝይና እናተርኣዩ ከምዝኾኑ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ኣቢያተ ፍርዲ ዝረአዩ ስግኣታ ኣመልኪቱ ዘፅነዖ መፅናዕቲ መዳርግቲ ሎሚ መዓልቲ…

1 ሺሕን 133 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 133 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሰለስተ ህፃናትን እንትኾኑ፥ እቶም 1 ሺሕን 30 ደቂ…

ኣብ ልዕሊ 45 ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ጊቤ ጣቢያ ቴንዘ ቤት ትምህርት ከም ካምፕ እናተጠቐሙ ኣብ ዝነበሩ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብዝተወሰደ ስጉምቲ 45 ኣባለት እቲ ጉጅለ ከምዝተደምሰሱ ተገሊፁ። ሓይሊታት ፀፅታ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ሸኔ እናተወሰዱ…

ኣድለይቲ ዘይኮኑ ኽልከላታትን እገዳታትን ብምልዓል ዕድጊት ማዕድን ወፃኢ  ክነዕቢ ኢና – ኢ/ር ታከለ ኡማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማዕድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ መጋየፅታትን ዝኸበሩ ማዕድናትን ምስ ዝተዋፈሩ ኣፍረይቲ ነጋዶ  ዘትዮም፡፡ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘቐመጥዎ መልአኽቲ÷ “ኣድለይቲ ዘይኮኑ ኽልኸላታትን እገዳታትን ብምልዓል…

ብምኽንያት ስጋ ደዌ ጉድኣት ኣካል ዝበፅሖም ወገናት ንምሕጋዝ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ዘድሀበ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውንዴሽን ጥዕና ሳሳካዋን ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ብምኽንያት ስጋ ደዌ ጉድኣት ኣካል ዝበፅሖም ወገናት ንምሕጋዝ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣድሀቦም ተዛቲዮም። መሰረቱ ኣብ ጃፓን ናይ ዝገበረ ፋውንዴሽን ጥዕና ሳሳካዋ ዋና ዳይሬክተር…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዝገብሮ ሓገዝ ናብ 430 ሚሊየን ዩሮ ክብ ኣቢሉዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝገብሮ ኣስተዋፅኦ ከምዘጠናኽር ኣብቲ ሕብረት ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ርክብ ጁታ ኡርፒላይነን ገሊፀን። እተን ኮሚሽነር ኣብ መበል 13 ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ሕብረት ኣፍሪካ ብምውካል ተሳቲፈን፡፡…

ፓርላማ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ምዕራብ ወለጋን ካኦት ከባቢታትን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ዝፈፀሞ ጭፍጨፋ ኮኒኑ

አዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎምቅነ ኣብ ምዕራብ ወለጋን ካኦት ከባቢታትን ግብረ ራዕዲ ሸኔን ካልኦት ተለኣኣኽቲ ሓይሊታትን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ዝፈፀሞ ጭፍጨፋ ኮኒኑ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ፀፅታ ሃገር…

ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮና ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮና ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ 2014 ዓ.ም ኮይና። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ናይ መወዳእታ መበል 30 ፀወታ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ተራኺባ 4 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር…