Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

መንግስቲ ሰብአዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ድሕሪ ዝወሰዶ ጎንፂ ጠጠው ናይ ምባል ውሳነ ናብ ትግራይ ዝጓዓዝ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ቀፂሉ – ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት መንግስቲ ሰብአዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ድሕሪ ዝወሰዶ ጎንፂ ጠጠው ናይ ምባል ውሳነ ናብ ትግራይ ዝጓዓዝ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ኣፍሊጡ። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ሚያዝያ ጀሚሩ ናብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ…

ኣብ ኳታር ዝተኻየደ ድርድር ኒውክሌር ኢራን ብዘይስምምዕነት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢራንን ሓያላት ሃገራት ዓለምን ዝተበፅሐ ስምምዕነት ኒውክሌር ስምምነት ንምሕዳስ ኣብ ኳታር ዝተኻየደ ዘተ ብዘይስምምዕነት ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2015 ዝተበፅሐ ስምምዕነት ኒውክሌር ንምሕዳስ ዝተኻየደ ናይ…

ኣብ ምዕዋት ትልሚ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኩሎም ኣካላት ናይ ባዕሎም ኣብ ምውፃእ ኣሰሮም ንኸዕርፉ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕዋት ትልሚ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኩሎም ኣካላት ናይ ባዕሎም ኣብ ምውፃእ ኣሰሮም ንኸዕርፉ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ፃውዒት ኣቕሪቦም። “ኣሰርና ንወለዶና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክፍለ ከተማታት…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ሕድሳት ገዛውቲ ዓቕመ ደካማታት ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ወረዳ 2 ብልምዲ ሓምለ 19 ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ዝርከቡ ናይ ዓቕመ ደካማታት ገዛውቲ ሕድሳት ኣጀሚሮም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ መሓዙት…

ዘይምርድዳኣት ሰበብ ብምግባር ፅንፈኛ ሓይሊታት ሰላምን ድሕንነትን እዛ ሃገር ንምህዋኽ ይሰርሑ ከምዘለዉ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይምርድዳኣት ሰበብ ብምግባር ፅንፈኛ ሓይሊታት ሰላምን ድሕንነትን እዛ ሃገር ንምህዋኽ ይሰርሑ ከምዘለዉ ፖሊስ ፌዴራል ኣረጋጊፁ። ሎሚ መዓልቲ ዝተወደቡ ሓይሊታት ቢሮ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣዲስ ኣበባ መስተዋቱ ብምስባር መጠነኛ…

መንግስቲ ምስ ሱዳን ዘለዎ ውጥጥ ዶብ ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ድልዊ ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ምስ ሱዳን ዘለዎ ውጥጥ ዶብ ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ድልዊ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራትን ዲፕሎማትን ሃገራት…

ወይዘሮ ዛህራ ሑመድ ፕሬዚዳንት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ ፣ 2914 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ዛህራ ሑመድ ፕሬዚዳንት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ተመሪፀን። ቀዳማይ ጉባኤ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሃዋሳ ይሳለጥ ምህላዉ ይዝከር። ብመሰረት እዚ ወይዘሮ ዛህራ ሑመድ ፕሬዚዳንት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ፈረንሳይ  ናብ ዝኽበር ዘሎ ዕለተ ናፅነት ጂቡቲ ኣቕኒዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ፈረንሳይ  ናብ ዝኽበር ዘሎ መበል 45 ዕለተ ናፅነት ጂቡቲ ኣቕኒዐን። እተን ፕሬዚዳነት ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘለወን ክልቲኣዊ ረኽቢ ምኽኒያት ብምግባር ኢየን ናብቲ በዓል ከይደን ተባሂሉ። ፕሬዚዳንት…

ኢትዮጵያ ሃገራዊ ትልምታታ ብኣጀንዳ 2063 ምስ ዝተቐመጡ ሸቶታት ብምዝማድ ንምትግባር ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሃገራዊ ትልምታታ ብኣጀንዳ 2063 ምስ ዝተቐመጡ ሸቶታት ብምዝማድ ንምትግባር ትሰርሕ ከምዘላ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ገሊፁ። ሚኒስትራት ፕላንን ልምዓትን ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ትልሚ 10 ዓመታት ኣጀንዳ 2063ን ቀፀልቲ 10…

ኣብዛ ሃገር ዘላቒ ሰላም ንምንጋስ ዝውሰድ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ-ቤት ፅሕፈት ቀዳማት ሚኒስቴር

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዛ ሃገር ዘላቒ ሰላም ንምንጋስ ዝውሰድ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ ክብል ቤት ፅሕፈት ቀዳማት ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ፕሬስ ሴክሬታሪያት እቲ ቤት ፅሕፈት ቢልለኔ ስዩም ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ኣብ ቀረባ እዋን ግብረ ራዕዲ…