ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ህንፀት በዓል 5 ደብሪ መንበሪ ህንፃ ኣጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ብተለምዶ ጌጃ እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ህንፀት በዓል 5 ደብሪ መንበሪ ህንፃ ኣጀሚረን።
እተን ከንቲባ ህንፀት ኣብ ዘጀመራሉ እዋን፥ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…