ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሰራሕተኛታት ደቂ ኣኒስቲዮ ጥራሕ ኣገልግሎት ዝህብ ቅርንጫፍ ኣብ ጅማ ከፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሰራሕተኛታት ደቂ ኣኒስቲዮ ጥራሕ ኣገልግሎት ዝህብ ቅርንጫፍ ኣብ ጅማ ከፊቱ።
ፅሬትን ተበፃሕነትን ኣገልግሎቱ ዝሓሸ ንምግባር ዘኽእል ከምዝኾነ ድማ እቲ ባንኪ ገሊፁ።
እቲ ባንኪ መሪቖም ዝኸፈቱ ኣካያዲ ስራሕ ጅማ…