ቴክኖሎጂ መበል 19 ዲጂታል ጉባኤ ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta May 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 19 ዲጂታል ጉባኤ ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ትሕዝቶን ኣገልግሎትን ዲጂታል ትኹረት ብምግባር ዝካየድ ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ፥ ከም ኢትዮጵያ ኣብ ዝበላ ብዙህነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 5ይ ጉባኤ ፋይናንስ ምብራቕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)5ይ ጉባኤ ፋይናንስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ሓዊሱ ሰብ ሞያ ቁጠባዊ ሃፍቲ፣ ተወከልቲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፣ ኣቕረብቲ ቴክኖሎጂን ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካን ኣብ ወፃኢን ርከቡ ቁልፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ መተክ ልዕሊ 1 ሺሕ ዕጡቓት ዕጥቆም ፈቲሖም ዕርቂ ፈፂሞም Gebremariam Weldegerima May 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዞባ መተክ ወረዳታት ማንዱራን ዳንጉርን ንልዕሊ ሰለስተ ዓመታት ተዓጢቖም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ልዕሊ 1 ሺሕ ኣመራርሓታትን ኣባላትን ብመሰረት ባህሊ ዕርቂ ብሄረሰብ ጉሙዝ ዕጥቆም ኣረኪቦም ዕርቂ ፈፂሞም። ዋና…
ጥዕና ብባክተሪያ ዝመፅእ ሕማም ሃናት ብእዋኑ ዘይምሕካም ንሕማም ልቢ የቃልዕ- ሰብሞያ ሕክምና Desta May 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገርና ካብ 5 ዓመት ክሳብ 15 ዓመት ዝርከቡ ኣባፅሕ ብበዝሒ ንሕማም ሃናት ከምዝቃልዑ ሓበሬታታት የርእዩ። ከም ኢትዮጵያ ዝኣመሰላ ኣብ ትሑት መነባብሮ ዝርከባ ሃገራት፤ መብዛሕትኦም ሰባት ኣብ ዕድመ ቁልዕነቶም ንሕማም ሃናት ይቃልዑ እዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቱርኪን ኣብ ጉዳያት ምክልኻል ገበን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima May 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቱርኪን ኣብ ጉዳያት ብገበን ዝድለዩ ሰባት ኣሕሊፍካ ንመሃብን ኣብ ጉዳያት ገበንን ሓበራዊ ምትሕብባር ሕጊ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ። ኣብ ጉዳያት ፍትሒን ገበንን ዝግበሩ ምትሕብባራት ኣድለይቲን ኣብ ምክልኻል ገበን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፔፕፋር ኣብ ኢትዮጵያ ኤች ኣይ ቪ ንምክልኻል ዝውዕል ደገፍ 106 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ Desta May 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፔፕፋር ኣብ ኢትዮጵያ ኤች ኣይ ቪ ኤድስ ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ዝውዕል ደገፍ 106 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። ብብርኪ ዓለም ንኤች ኣይ ቪ ኤድስ ተቓላዕቲ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ንምሕጋዝ ኣብ ኣሜሪካ ዝተጣየሸ ፔፕፋር መርሃ ገብሪ ኣመራርሓ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋልያታት መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2023 25 ግንቦት ክጅምሩ ኢዮም Gebremariam Weldegerima May 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋልያታት) መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2023 ትገብረሎም ማልቲታት ዕላዊ ኮይኖም። መፃረዪ ፀወታታት ምድብ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2023 ኣብዚ ወርሒ ምክያድ ዝጅምሩ እንትኾኑ፥ ኢትዮጵያ 2 ፀወታታት ተካይደሎም መዓልቲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ሚኒትራትን ናብ ባህርዳር ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima May 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ሓዊሱ ሚኒስትራት፣ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ናዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ወፍሪ ህልውናን ምኽባር ሕጊን ንዝተሳተፉ ኣካላት ፀፅታ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ንምስታፍ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነባራዊ ሓቂ ኢትዮጵያ ብዕሊ ብምርዳእን ኣሚንካ ብምቕባልን ሃገርና ኣብ ፅኑዕ ሰረት ክነቐፅላ ይግባእ-ኣፈጉባኤ ኣይተ ታገሰ ጫፎ Desta May 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነባራዊ ሓቂ ኢትዮጵያ ብዕሊ ብምርዳእን ኣሚንካ ብምቕባልን ሃገርና ኣብ ፅኑዕ ሰረት ክነቐፅላ ይግባእ ክብሉ ኣፈጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። “ኢትዮጵያ እናሰዓረት ክትቅፅል ኢያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ከተማ ጅግጅጋ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢ/ር ታከለ ኡማ ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ተዛቲዮም Desta May 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዕደና ኢ/ር ታከለ ኡማ ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ዓውዲ ዕደና ኣቕርቦት ፋይናንስ ንክረክብ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ዓውዲ ዕደና ምስ እዋናዊ…