ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵ 13 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ኮቪድ_19 ለጊሰን Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵ 13 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ኮቪድ_19 ለጊሰን። ካብ ሞንጎ ሓገዝ ዝገበራ ሃገራት ፈረንሳይ፣ ፊንላንድ፣ ዴንማርክ፣ ግሪክ፣ ጣልያንን ስዊድንን ይርከበኦ፡፡ እቲ ዝተገበረ ሓገዝ፥ ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ መላእ ሃገር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕብረት ኣፍሪካ ንቡርኪናፋሶ ካብ ኣባልነት ኣጊዱ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ)ሕብረት ኣፍሪካ ንቡርኪናፋሶ ካብ ኣባልነት ከምዝኣገዳ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት፥ ኣብ ቡርኪናፋሶ ወታደራዊ ሓይሊ ዕልዋ መንግስቲ ምክያዱ ስዒቡ ኢዩ ነታ ሃገር ካብ ኣባልነተ ኣጊዱዋ ዘሎ፡፡ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ቡርኪናፋሶ ብዝተኻየደ ዕልዋ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዞባ ኪልበቲ ረሱ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን እናብፀሖ ዘሎ ጨፍጫፍ ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ሰመራ-ሎግያ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ሰመራ-ሎግያ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ዞባ "ኪልበቲ ረሱ" እናፈፀሞ ዘሎ ጨፍጫፍ ምፅናት ዘርኢ ዝኹንን ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። እቶም ነበርቲ እቲ ጉጅለ ኣብ ነበርቲ ዞባ ኪልበቲ ረሱ ኣብ ልዕሊ ዕሸላት፤ ደቂ ኣንስትዮን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ህንፀት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ህንፀት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። “ምምራፅ - ተለዊጥካ ሃገር ምልዋጥ” ብዝብል ርእሲ ነዚ ዕላማ ኣብ ዝተሰናደአ ሰነድ ብምድሃብ ኢዩ ልዝብ እናተገበረ ዝርከብ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዕላማን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ብዝተኻየዱ ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓወትቲ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ብዝተኻየዱ ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብ ጀርመን ካልስሩህ ቱር ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ዓለም ብ3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ በሪሁ ኣረጋዊ ቀዳማይ ወፂኡ፡፡ ኣብ…
ቢዝነስ ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 28 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 28 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ዋናፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬሕይወት ታምሩ፥ ኣፈፃፅማ ስራሕ እቲ ኩባኒያ ኣመልኪተን መግለፂ ሂበን። እተን ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኣብ መግለፂአን ከምዝበለኦ፥ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 82 በዓል ፈረሰኛታት ኣገው ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 82 በዓል ምጥያሽ ፈረሰኛታት ኣገው ኣብ ከተማ እንጅባራ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ርእሰ ምሐዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ፌዴራልን ከምኡ እውን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ተፋሰስ ንዕብየት ሕርሻ መሰረት እዩ – ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014(ኤፍ ቢሲ)ልምዓት ተፋሰስ ንዕብየት ሕርሻ መሰረት እዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም፡፡ እቶም ርእሰ ምምህዳር ስራሕቲ ልምዓት ተፋሰስ 2014 ዓ.ም ብብርኪ ክልል ኣብ ወረዳ ዳሌ ቀበሌ ቃሊቴ ሲሚጣ ኣጀሚሮም፡፡ ኣብ ናይ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ መስመራዊን መኮንናትን ሰራዊት ምክልኻል ዕብየት መዓርግ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014(ኤፍ ቢሲ)ኣብ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ክፍሊ ሰራዊት ምክልኻል ብኣፈፃፅማ ስረሖም ልዑል ውፅኢት ዘመዝገቡን ፃንሒት ገዚኦም ዝሸፈኑን መስመራዊን ላዕለዎት መኮንናትን ዕብየት መዓርግ ሂቡ። ኣዛዚ እቲ ክፍሊ ብ/ጀነራል ጌታሁን ካሳዬ፥ “ካብ ሓደ መዓርግ ናብ ካሊእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስተራት ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሪካ ንጉባኤ ሕብረታ ኣፍሪካ ናብ ኣዲስ ምእታው ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተራት ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሪካ ኣብ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረታ ኣፍሪካን መበል 40 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ እቲ ሕብረትን ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ምእታው ጀሚሮም። ትማሊ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዚምባብዌ ፍሬድሪክ ሻቫን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…