ፀገም ኣፍሪካ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ትክክለኛ ኣንፈት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ኢዩ – ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገም ኣፍሪካ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ትክክለኛ ኣንፈት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ።
እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ መናእሰይ ኣፍሪካ ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ብዝብል መፅናዕታዊ…