ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ዑመር ሑሴን ምስ ተወካሊትካል ምግብን ሕርሻን ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ዘቲዮም Desta Oct 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሴን ምስ ተወካሊ ትካል ምግብን ሕርሻን ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ኣይተ ኣበበ ሃይለገብርኤል ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ እቲ ትካል ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ሽርክና ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሎ ዛዕባ ዝጠመተ ኢዩ ተባሂሉ። ብተወሳኺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ውዕለታ እዛ ሃገር ንዝኾኑ ኣረጋዊያን ግቡእ ጠመተ ምሃብ ይግባእ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Desta Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ውዕለታ እዛ ሃገር ንዝኾኑ ኣረጋዊያን ግቡእ ጠመተ ምሃብ ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ሎሚ ዘበን ዝኽበር መዓልቲ ኣረጋዊያን፥ “ኣሰር ኢትዮጵያዊነት ኣረጋዊያን ንትውልዲ ሓደራ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 31…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ኣብ ዝጓዑዘን ሃገራት ኣፍሪካ ቀዋሚ ሕውነት ክተኽሉ ኣለዎም-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓምለዋይ ኣሰር ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ መናእሰይ ኣብ ዝጓዑዘን ሃገራት ኣፍሪካ ቀዋሚ ሕውነት ክተኽሉ ኣለዎም ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝኸዱ ወለንታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋዜጠኛ ስፖርት ፍቅሩ ኪዳኔ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም Desta Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታሪኽ ጋዜጠኝነት ስፖርት ኢትዮጵያ፥ ጨዋታ ኩዕሶ እግሪ ብቀጥታ ፈነወ ሬድዮ ብምምሕልላፍ ፈላማይ ኢትዮጵያዊ ዝነበሩ ኣይተ ፍቅሩ ኪዳኔ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም። ኣይተ ፍቅሩ ኣብ ታሪኽ ጋዜጠኝነት ስፖርት ኢትዮጵያ ፈላሞት ካብ ዝበሃሉ ውልቀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰሜንን ሰሜን ምብራቕ ኢትዮጵያን ፀሓያማን ንፋሳማን ኩነታት ኣየር ንዝቕፅሉ 10 መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ Desta Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜንን ሰሜን ምብራቕ ኢትዮጵያን ፀሓያማን ንፋሳማን ኩነታት ኣየር ንዝቕፅሉ 10 መዓልታት ከምዝፀንሕ ኢንስቲትዩት ሜቲዎሮሎጂ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንስቲትዩት ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልትታት ዝህሉ ኩነታት ኣየር ብዝምልከት ሓበሬታታት ትንበያ ዕላዊ ገይሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምዕራብ ኣርማጭሆ 134 ኩንታል መዕወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ወረዳ ኣብ ምዕራብ ኣርማጭሆ 134 ኩንታል መዕወኒ ሓሽሽ ከምዝሓዘ ፖሊስ ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ ክፍሊ ምርመራ ፖሊስ እታ ወረዳ ሓጋዚ ኢንስፔክተር እንዳልካቸው ተሰማ ከምዝገለፁዎ÷ እቲ መዕወኒ ሓሽሽ ክተሓዝ ዝኸኣለ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ካብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ብልዑል ሙቐት ልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ትሪሊየን ዶላር ክሳራ ከስዕብ ኢዩ – ውሕመ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ብምኽንያት ምውሳኽ ልዑል ሙቐት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2030 ልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ትሪሊየን ዶላር ክሳራ ከምዘጋጥማ ተገሊፁ። ዓለም ለከ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀልን መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 80 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ Desta Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሽዓተ ትካላት ሚኒስቴር ግብርና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 80 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብን ዓይነትን ገይረን። እቲ ደገፍ ዘረከቡ ሚኒስትር ዴኤታን ተወካሊ እቲ ሚኒስቴርን እያሱ ኤልያስ፥ እቲ ሚኒስቴርን ተፀዋዕቲ ትካላትን ብጥረ ገንዘብ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝቐረበ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ድልድል ድጎማን ሓበራዊ እቶትን ዝቐረበ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ኣፅዲቑ። ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ ፈላማይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣካይዱ።፡ ካብ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ነቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ንዝምዝገብ ዓወት ግደ ኣገልግሎት ኣቅርቦት ኣፋውስ ኢትዮጵያ ዕዙዝ ኢዩ – ዶ/ር ሊያ ታደሰ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ኣብ ዓውዲ ጥዕና ንዝምዝገብ ዓወት ግደ ኣገልግሎት ኣቅርቦት ኣፋውስ ኢትዮጵያ ዕዙዝ ከምዝኾነ ሚኒትር ጥዕና ዶዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ኣገልግሎት ኣቅርቦት ኣፋውስ ኢትዮጵያ ኣሰራርሑኡ ብምዝማን ምትእስሳር ኣቕርቡኡ ቅልጡፍ ንምግባር…