ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ልምዓት መስኖ ስርናይ 43 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ተረኺቡ-ሚኒስቴር ሕርሻ Desta Jun 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ልምዓት መስኖ ስርናይ 43 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ተረኺቡ ክብል ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣፈፃፅማ ሃገራዊ ልምዓት መስኖ ስርናይ፣ ትልሚ ልምዓት ክራማት ዘበነ ምህርቲ 2015/16ን ቅድመ ምድላውን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ምዝማን ዘኽእሉ ብዙሓት ስራሕቲ ለውጢ ተሰሪሖም-ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ Desta Jun 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ምዝማን ዘኽእሉ ብዙሓት ስራሕቲ ለውጢ ተሰሪሖም ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ተዛሪቦም። ኣብ ከተማ ቢሸፍቱ ኣብ ዝተሳለጠ “ባህሊ ስራሕ ምልዋጥን ምስፋሕ ኣድማስ ጠመተን” መድረኽ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌደራል ኣብ ምብራቕ ኢትዮጵያ ንዝህነፅ ፕሮጀክት ዝኸውን እምነ ኲርናዕ ኣንቢሩ Desta Jun 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ ምብራቕ ኢትዮጵያ ብልዕሊ 676 ሚሊየን ብር ንዝህነፅ ፕሮጀክት ዝኸውን እምነ ኲርናዕ ኣንቢሩ። እቲ ፕሮጀክት ካምፕን ቤት ዕዮን ተወርዋሪ ፖሊስ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ብ10 ሚሊየን ዶላር ፕሮጀክት ህንፀት ዓቕሚ ፍሪያት ጫማ ዕላዊ ክኸውን ኢዩ Desta Jun 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ሓበሬታ ኢኮኖሚ ቡሳ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ብ10 ሚሊየን ዶላር ፕሮጀክት ህንፀት ዓቕሚ ፍሪያት ጫማ ዕላዊ ክገብር ኢዩ። እቲ ፕሮጀክት፥ ኣብ ዓውዲ ፍሪያት ጫማ፣ ዓቕሚ ኢትዮጵያ ኣብ ምሃናፅ ዝጠመተ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ትራምፕ ሚስጥራዊ ሰነዳት ኣሜሪካ ብግቡእ ብዘይመሓዝ ዝብል ክሲ ቀሪቡሎም Desta Jun 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኒዩክለራውን ወተሃደራውን ሚስጥራት ኣሜሪካ ሓዊሱ ኣማኢት ሚስጥራዊ ሰነዳት ብዘይግቡእ ብምሓዝ ተኸሲሶም። በዚ ድማ 37 ገበናዊ ክስታት ዝሓዘ መዝገብ ገበናዊ ክሲ ቀሪቡዎም ኣሎ። እቶም ሚስጥራዊ ሰነዳት፥…
ዝንቕ ፋና ካብ ዝተሓምሸሸት ነፋሪት ድሕሪ 40 መዓልቲ ኣርባዕተ ህፃናት ብህይወት ተረኺቦም Desta Jun 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ይጓዓዙላ ዝነበረት ነፋሪት ኣብ ዱር ኣማዞን ምሕምሻሻ ስዒቡ ሃለዋቶም ጠፊኡ ዝነበረ ኣርባዕተ ህፃናት ብህይወት ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ። እቶም ን40 መዓልቲ ደሃዮም ተሳኢኑ ዝፀንሐ ኣባላት ሓንቲ ስድራ ዝኾኑ ህፃናት፥ ኣብ ክሊ ዕድመ ሓደ፣ ኣርባዕተ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ቁልፊን ፈላማይን ክብሩ ንረብሓ ህዝብን ሃገርን ዘብዒ ምዃን ኢዩ- ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር Desta Jun 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ቁልፊን ፈላማይን ክብሩ ንረብሓ ህዝብን ሃገርን ዘብዒ ምዃን ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ዩ ኤስ ኤ አይ ዲ (USAID) ኣብዚ ሰሙን ኣፃርየ ኢሉ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ መግለፂ፥ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝመፅአ እኽሊ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምርግጋፅ ዉሑስ ሰላምን ስጉምቲ ምኽባር ሕጊን ፈላማይ ተግባር መንግስቲ ኢዩ- ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሚኒስትር Desta Jun 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምርግጋፅ ዉሑስ ሰላምን ስጉምቲ ምኽባር ሕጊን ፈላማይ ተግባር መንግስቲ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዶ/ር ለገሰ ቱሉ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሰላም መሰረት ኩሉ ነገር ብምኻኑ ምርግጋፅ…
ቢዝነስ ዝተዋደደ ስራሕቲ ብምስራሕ 5 ቢሊየን ብር ንሎጅስቲክስ ክወፅእ ዝነበረ ወፃኢ ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Desta Jun 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተዋደደ ስራሕቲ ብምምሕያሽ ብዝተሰርሐ ስራሕቲ 5 ቢሊየን ብር ንሎጅስቲክስ ክወፅእ ዝነበረ ወፃኢ ምድሓን ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ተገሊፁ ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣፍሊጡ። "ክእለት ሎጂስትክን ምውዳድ ትካላትን ንዘላቂ ትራንስፎርሜሽ ኢኮኖሚ"ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ክሳብ 2018 ዓ.ም 50 ቢሊየን ፈልስታት ክትተክል ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Desta Jun 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ክሳብ 2018 ዓ.ም 50 ቢሊየን ፈልስታት ክትተክል ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር 25 ቢሊየን ፈልስታት ዝተተኸለሉ ቀዳማይ ምዕራፍ ምዕዋቱ ኣፍሊጦም። ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ተወሳኺ 25…