ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ምክትል ሚኒስትር ዓለም ለኸ ጉዳያት ካናዳ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ምክትል ሚኒስትር ዓለም ለኸ ጉዳያት ካናዳ ቼሪል ኣርባን ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ካናዳ መዘነኦም ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ካናዳ ዘሎ ጥንኩር…
ስፓርት ኣብ ሞሮኮን ሊቢያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶም ዝሓለፈ ሰባት ንምዝካር ተፃወትቲ ፀሊም ባጅ ከምዝገብሩ ፕሪሚየር ሊግ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞሮኮን ሊቢያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬትን ውሕጅን ህይወቶም ዝሓለፈ ሰባት ንምዝካር ኩሎም ተፃወትቲ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ፀሊም ባጅ ክገብሩ ከምዝወሰነ እቲ ሊግ ገሊፁ። ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ÷ ኣብ ቀረባ…
ቢዝነስ መፍረዪ ሼዳት ዝተረከቡ ሰብ ሃፍቲ ናብ ስራሕ እናኣተዉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መፍረዪ ሼዳትን ዝለምዐ መሬትን ካብ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሞም ዝተረከቡ ሰብ ሃፍቲ ናብ ስራሕ እናኣተዉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ስራሕቲ ህንፀት፣ ቅድመ ኦፕሬሽንን ገጠማ ማሽንን እናዛዘሙ ከምዝኾኑ ካብቲ…
ስፓርት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም 20 መስከረም ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብሪ ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ካብ 20 መስከረም 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ። እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ከተማ ኣዳማ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ ቀዳማይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 15 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ተሳሊጡ Desta Sep 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል፥ ሃገራዊ ሰላምን ድሕንነትን በዝበለፀ ኣጠናኺርካ ንምቕፃል ዘኽእል ዓቕሚ ንምፍጣር ዝዓለመ ጉባኤ…
ቢዝነስ ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ሓይሊ ዘፈልፍሉ ቁፅሪ ተርባይናት 7 ንምብፃሕ ይስራሕ ኣሎ Desta Sep 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ሓይሊ ዘፈልፍሉ ቁፅሪ ተርባይናት 7 ንምብፃሕ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒተ፥ ኣብ 2014 ዓ.ም ሓይሊ…
ስፓርት ውድድር ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ 17 ጥቅምቲ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ 17 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ከምዝጅመር ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ፌደሬሽን ዘበን ውድድር 2016 ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ዝጅምረሉ ዕለትን ካልኦት ተተሓሓዝቲ ሓበታታትን ንተሳተፍቲ ጋንታታት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ማሕበረሰብ ዓለም ሊቢያ ኣብ ምሕጋዝ ንክረባረብ ውሕመ ፃውዒት ኣቕሪቡ Desta Sep 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ሊቢያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ ጉድኣት ንዘጋጠሞም 250 ሺሕ ዜጋታት ኣብ ምሕጋዝ ንክረባረብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኦቻ በቲ ሓደጋ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ሰባት ህፁፅ ሓገዝ ንምሃብ 71 ነጥብ 4 ሚሊየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ምሕዝነት ዲፕሎማሲ ፓርላማ ኢትዮ-ኳታር ምስ ኣምባሳደር ኳታር ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ምሕዝነት ዲፕሎማሲ ፓርላማ ኢትዮ-ኳታር ምስ ኣምባሳደር ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ሃማድ ሞሓመድ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተቐቢሉ ኣብ ክልተኣዊ ርክብ ኣድሂቡ ተዛቲዩ። ዕላማ እቲ ዘተ ኣባላት እቲ ጉጅለ ምሕዝነት ምስቶም ኣምባሳደር ናይ ምፍላጥ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኣብ ኢትዮጵያ ሕማም ዓሶ ጠፊኢ ኢዩ” ዝብል ርድኢት ዝተሰሓሓተ ኢዩ – ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima Sep 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኣብ ኢትዮጵያ ሕማም ዓሶ ጠፊኢ ኢዩ” ዝብል ዝተሰሓሓተ ግንዛበን ዛንዜራ ናይ ዘይምጥቃም ፀገምን ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጥዕናን ኣህጉር ለኸ ማሕበር ቁፅፅር ሕማም ዓሶን÷ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ 9ይ ኣህጉራዊ ጉባኤ ቁፅፅር…