ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ኣብ ሕክምና ንዝርከቡ ኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ ውህብቶ ተበርኪቱሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰላምን ደሕንነትን ኣብ ምንጋስ ብጅግንነት እንትቃለሱ ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ኣብ ሕክምና ንዝርከቡ ኣመራርሓን ኣባላትን ፖሊስ ውህብቶ ተበርኪቱሎም።
እቲ ውህብቶ ንሰንደቕ ዓላማን ልእላውነት ሃገርን ክብሉ ንዝኸፈልዎ መስዋእትነት ዝተውሃበ ከምዝኾነ…