Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኢትዮጵያ ኣባል ሃገር ብሪክስ ምዃና ተደማፅነታ ንኽውስኽ ልዑል ኣስተዋፅኦ የበርክት – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰደ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ሃገር ብሪክስ ምዃና ምትሕብባራት ኢኮኖሚ ካብ ምስፋሕ ሓሊፉ ኣብ ዓለም ለኸ ደረጃ በዓል ብዙሕ ወገን ተደማፅነታ ንኽውስኽ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዘበርክት ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም።…

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ 6ይ ዙር፤ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ፤ 1ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ሹመታት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ። ሕቶ መልቀቒ ደብዳበ ነበር ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ብምቕባል ሽመት ርእሰ ምምሕዳርነት ኣይተ ኣረጋ…

ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴ ኣብ ከተማ ሽረ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ሽረ ዑደት ኣሳሊጦም። ዑደት እቶም ኣምባሳደር÷ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ሽረ ዝትግበር ከባቢያዊ መሰረተ ልምዓት ጥዕና ንምጥንኻር ዝዓለመ ፕሮጀክት ምትሕብባር ግምገማ ንምግባር…

ዕዳጋ ቀረብ ሓይሊ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ቁፅፅር ኣባል ሃገራ ”ብሪክስ” ክውዕል ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ዕዳጋ ቀረብ ሓይሊ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ቁፅፅር ኣባል ሃገራ ”ብሪክስ” ከምዝውዕል በቲ ዓውዲ ዝወፅ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ፡፡ እቲ ጉጅለ ኣብ ቀረባ እዋን ፍርቂ ዝኸውን ቀረብ ዕድጊት ነዳዲ ዓለም ከምዝቆፃፀር እውን ኢንፎ ቴክ ከም ኣቆፃፅራ…

ኣይተ ኣረጋ ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ኣረጋ ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ብምዃን ተሾይሞም። ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር፤ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ፤ 1ይ ህፁፅ ጉባኤኢ ኣብ ከተማ ባሕር ዳር ተኻይዱ፡፡ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ዘቕረቡዎ ሕቶ ዝተቐበለ እቲ ቤት…

መከላኸሊ መገዲታት ኣለርጂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣለርጂ ብምኽንያት ምግቢታት፣ ቅንጥብታብ ደሮና፣ ኩነታት ኣየርን ካልኦት ምኽንያታትን ክመፅእ ይኽእል፡፡ ንጥረ ነገር ወይእውን ንሰብነተ ዘይስማዕምዑ ነገራት ኣብ ምክልኻል ስርዓት ሕማም ዝወሃብ ምላሽ ኣብ ሰብነት ኣርጂ ክፈጠር ይኽእል፡፡ በዚ…

ጥዕና ኣዴታትን ህፃናትን ዘመሓይሽ ፕሮጀክት 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ዓለም ለኸ ልምዓት ኣሜሪካ ጥዕና ኣዴታትን ህፃናትን ዘመሓይሽ ፕሮጀክት 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዕላዊ ገይሩ፡፡ ዳይሬክተር ልኡኽቶ እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ስኮት ሆክላንድን ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማን ነቲ ፕሮጄክት…

ኣብ ዘይሕጋዊ ዕዳጋ ኣብ ልዕሊ ዝተዋፈሩ 395 ሺሕ ነጋዶታት ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ.ም ኣብ ዘይሕጋዊ ዕዳጋ ኣብ ልዕሊ ዝተዋፈሩ 395 ሺሕ ነጋዶታት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሚኒስትር ንግድን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ስጉምቲ ኣብ ክልልትን ምምሕዳር ከተማታትን በዝተገበረ ቁፅፅር ዝተወሰደ ኢዩ ተባሂሉ። እቶም…

ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ኣብ 2016 ዓ.ም ኣብ ኩለን ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ክትግበር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ኣብ 2016 ዓ.ም ኣብ ኩለን ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ክትግበር ኢዩ ከብል ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ኣፈፃሚ ስራሕ መምርሒ ምዕባለ ስርዓተ ትምህርቲ ቴዎድሮስ ሸዋርገጥ (ዶ/ር)፥ ካብ ዓለም ለኸን ናይ…

መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክሳብ ሕዚ ዝወገኖም ስራሕቲ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክሳብ ሕዚ ዝወገኖም ስራሕቲ ኣብ ቀፃሊ ዝሰርሖም ተግባራትን ዕላዊ ገይሩ። ምክትል ኣካቢት እቲ ቦርድ ነጃት ግርማ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ እቲ ኣዋጁ ካብ ዝተኣወጀሉ ዕለት ጀሚሩ እቲ ቦርድ ክሳብ ዝተጣየሸሉ…