ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ Desta Aug 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ ኣይተ ተስፋዬ ይገዙ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ብምዃን ተሸይሞም። ብተወሳኺ ኣይተ ኣለማየሁ ባውዲ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ማሕበር ኣክሲዮን ልቓሕን ቁጠባን ኣዲስ ናብ ባንክነት ተሰጋጊሩ Desta Aug 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ማሕበር ኣክሲዮን ልቓሕን ቁጠባን ኣዲስ ናብ ባንክነት ተሰጋጊሩ። "ስኬት ባንክ ኣክሲዮን ማሕበር" ብዝብል ስያመ ኢዩ ናብ ባንክነት ተሸጋጊሩ። ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ፥ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ9 ባንኪ ማሞ ምህረቱን ከንቲባ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ሓዱሽ ወግዒ ተሳሊጡ Desta Aug 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ሓዱሽ ወግዒ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ፥ “የክረምት ትጋት የዓመት ልማት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ተሳሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣለምፀሐይ ጳውሎስ፣ ኣተሓባባሪ ኮሚቴ ቴክኒክ ሓምለዋይ ኣሰር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጥላሁን ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም Desta Aug 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ጥላሁን ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም። ጉባኤ ምስረታ እቲ ክልል ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕልኡ ሹመት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልልን ኣፈጉባኤን ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፥ ኣይተ ጥላሁን ከበደ ርእሰ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ እንዳሻው ጣሰው ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ማዕከላዊ ክልል ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም Desta Aug 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ እንዳሻው ጣሰው ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ማዕከላዊ ክልል ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም። ኣይተ እንዳሻው ኣባል ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ብዘይምዃኖም ኢዩ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር በምዃን ንክመርሑ ዝተመረፁ። ስለዝኾነ ካብ ነበር ርእሰ ምምሕዳር…
ቢዝነስ ልዕሊ 22 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Aug 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 22 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣብ ቅንጫፍ ቤት ፅሕፈት ጉምሩክ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቶም ዝተትሓዙ ናውቲታት፥ 112 ነጥቢ 8 ኪሎ ግራም ዘምዘን ብሩር፣ መድሓኒት፣ መለዋወጢ ኣቑሑት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ፅቡቕ ኩነታትበ ይርከብ – መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ… Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ፅቡቕ ኩነታትበ ከምዝርከብ መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ከምዘረጋገፀ ኣፍሊጡ። መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕገ-መንግስቲ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ኢትዮጵያ ብዝብል ንዝተወደበ ክልል ዝተሰናደአ ሕገ-መንግስቲ ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ። ነባር ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ብሓዱሽ ማእኸላይ ኢትዮጵያ ብዝብል ንምውዳብ ዝተፀውዐ 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ህፁፅ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ሼክ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ተዛቲዮም። ካብቶም መራሕቲ ብተወሳኺ ጉጅለ ልኡኻቶም ኣብቲ እዋን ዘተ ተረኺቦም። እቶም መራሕቲ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ምዕራፍ 14 ፅባሕ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ፍፃመ ድምፃውያን ፋና ላምሮት ምዕራፍ 14 ፅባሕ ክካየድ ኢዩ። ካብ መወዳእታ 2011 ዓ.ም ጀሚሩ መድረኽ ዝሰኣኑ ድምፃውያንን መድረኽ ንኽረኽቡ ዘኽእል ፋና ላምሮት በቢእኑ ሓደሽቲ ነገራት እናርአየ ይርከብ። ፋና ላምሮት ኣብ ውሽጢ ሓደ…