ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ገማግም ባሕሪ ኬፕ ቨርደ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጀልባ ልዕሊ 60 ሰባት ደሃዮም ኣይተረኸበን Desta Aug 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕራብ ኣፍሪካ ገማግም ባሕሪ ኬፕ ቨርደ ዝተረኸበት ጀልባ ካብ ዝነበሩ ስደተኛታት ልዕሊ 60 ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሰኔጋል፥ እታ ጀልባ ብ10 ሓምለ ካብ ገጠር ፋስ ቦየ 101 ሰባት ፅዒና ከምዝተበገሰት…
ቢዝነስ ንዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ናይ ምጉዕዓዝ ስራሕ ተዛዚሙ Desta Aug 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ናይ ምጉዕዓዝ ስራሕ ከምዝተዛዘመ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኮርፖሬሽን ናይ መወዳእታ ዝበሎ 500 ሺሕ ኩንታል ዩሪያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ…
ጥዕና ሕማም ኩሊት ንምክልኻል ዝሕግዙ ተግባራት Desta Aug 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልክታት ከቢድ ሕማም ኩሊት እንታይ እንታይ ኢዮም? መበገሲ ምኽንያት ሕማም ኩሊት ብዙሓት ከምዝኾኑ ይግለፅ፡፡ ምስ እዚ ጎድና ጎድኒ ድማ እቲ ሕማም ከከምዝፀንሐሉ ደረጃ ዝተፈላለዩ ብርኪታት ምልክት ከምዝለዉዎ እውን ሰብሞያታት ሕክምና የብርሁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትግራይ ከቢድ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣንፀላልዩዋ ኣሎ-ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ Desta Aug 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ከቢድ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣንፀላልዩ ከምዘሎ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ ዕስለ መበገሲኡ ካብ ከባቢታት ዓፋር እንትኾን ዞባታት ምብራቕ፣ ደቡብ ምብራቕን ደቡብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 74 ኣባይቲን 160 ተሽከርከርቲን እንትዕገታ ልዕሊ 156 ሚሊየን ብር ድማ ብመንግስቲ ተወሪሱ Desta Aug 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 689 ሚሊየን ብር፣ 74 ኣባይቲ፣ ሓደ ህንፃን 160 ተሽከርከርቲን እንትእገዳ ልዕሊ 156 ሚሊየን ብር ድማ ብመንግስቲ ከምዝተወረሰ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብዕሊ ስርሑ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብዕሊ ስርሑ ጀሚሩ። እቲ ቦርድ ሎሚ ምስ ላዕለዋይ እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተዛተየ እንትኸውን÷ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ድማ ብኣካል ምልከታ ከምዝገብር ገሊፁ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ላዕለዋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካ ፅንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምክልኻል ኣብቲ ዓውዲ ዘሎ ኢንቨስትመንት ምድንፋዕ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣፍሪካ ፅንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምክልኻል ትገብሮ ፃዕሪ ውፅኢታዊ ንኽኸውን ኣብቲ ዓውዲ ዘሎ ኢንቨስትመንት ምድንፋዕ ከምዝግባእ ሕብረት ኣፍሪካ ገሊፁ። ኮሚሽነር ሕርሻ፣ ልምዓት ገፀር፣ ብሉ ኢኮኖሚን ዘላቒ ልምዓት እቲ ሕብረት ኣምባሳደር ጆሴፋ ሳኮ÷ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ንምስፍሕፋሕ ብዕቱብ እናተሰርሐ ይርከብ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ንምስፍሕፋሕ ብዕቱብ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን በርኦ ሓሰን÷ ኣብ ከተማ ገላን ሓፂነ መፂንን ኢንጂነሪንግን ኮምፕሌክስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ተፈሪ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ሽኮር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብሪታኒያ ተፈሪ መለሰ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ሽኮር ጆስ ኦራይቭ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ተፈሪ ኣብ ዘተኦም÷ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ከይዲ ለውጢ ዝምልከት ገለፃ ገይሮም። ብፍላይ ፋብሪካታት ሽኮር ሓዊሱ ኣብ ኢድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝኾነ ይኹን ሕቶ ምላሽ ዝረክብ ብናዕቢን ክውከትን ዘይኮነስ ንሰላም ቅድሚት ብመሃብ ኢዩ – ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን ሕቶ ምላሽ ዝረክብ ብናዕቢን ክውከትን ዘይኮነስ ንሰላም ቅድሚት ብመሃብ ኢዩ ክብሉ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪ ክላስተር ጉዳያት ምምሕዳር ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር) ኣብ ክልል…