ስፓርት ሉሲታ ንቻድ መዘነኦም ኣብ መልሲ ፀወታ ስዒረን Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ንቻድ መዘነኣ ብመልሲ ፀወታ 4 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ኣብ ቀዳማይ መፃረዪ ፀወታ ኦሎምፒክ 2024 ደቂ ኣንስትዮ ኩዕሾ እግሪ÷ ሃገራዊት ጋንታ ደቂኣንስትዮ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ቻድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ፅባሕ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 3 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ፅባሕ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 3 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ልምዓት ደኒ፣ ሓለዋን ኣጠቓቕማን እቲ ቢሮ ኣይተ ተስፋይ ተኽለሃይማኖት÷ ኣብ ሓንቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ኣብ ዝተትሓዘ ትልሚ ንምስታፍ ናብ ድሬዳዋ ኣትዩ Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ዝምራሕ ልኡኽ ሓለፍቲ ስራሕን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ኣብ ዝተትሓዘ ትልሚ ንምስታፍ ናብ ድሬዳዋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሕና ኢትዮጵያውያን ካብ ዘለና ፀገም ክንወፅእ ንኽእል ንባብ ልክዕ ከም ሓምለዋይ ኣሰር መዓልታዊ እንትንገብር ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕና ኢትዮጵያውያን ካብ ዘለና ፀገም ክንወፅእ ንኽእል ንባብ ልክዕ ከም ሓምለዋይ ኣሰር መዓልታዊ እንትንገብር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። “መፃሕፍቲ ናይ ህይወት ዘበን ኣዕርኽቲ ኢዮም” ክብሉ እውን እቶም ቀዳማይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ንብኽለት ኣየር ዓለም ልዑል ብፅሒት ዝሕዛ ኣሜሪካን ቻይናን ብዛዕባ ክሌማዊ ለውጢ ክዝትያ ኢየን Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዓለም ፅዕንቶ ብምዕራፍ ልዑል ብፅሒት ዝሕዛ ኣሜሪካን ቻይናን ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ጠሚተን ከምዝዝትያ ተገሊፁ፡፡ ልኡኽ ክሌማዊ ለውጢ ኣሜሪካ ጆን ኬሪ ምስ ቻይና መዘነኦም ዢ ዤንዋ ንምዝታይ ሎሚ ናብ ቻይና ከመዘምርሑ ኤ ኤፍ ፒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ሽመት ትሽዓተ ኤጲስ ቆጶሳት ኣሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ሽመት ትሽዓተ ኤጲስ ቆጶሳት ኣሳሊጡ። ኣብ ዝተፈላለያ ሃገረ ስብከታት ዝምደቡ ትሽዓተ ኤጲስ ቆጶሳት ኢዮም ተሾይሞም። ሽመት እቶም ኤጲስ ቆጶሳት÷ ብመሪሕነት ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ልዕሊ 16 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ልዕሊ 16 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሮም፡፡ እቲ ሓገዝ ንሃገራዊ ፕሮጀክታትን እዋናዊ ፃውዒታትን ዝውዕል ከምዝኾነ፥ ፍሉይ ልኡኽን ኣምባሳደርን ፌዴሪኢ ኣብ ኣሜሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕላማና ሪከርድና ምስባር ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላማና ሪከርድና ምስባር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዓላማችን ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፥ ፅባሕ ዝሳለጥ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ-ግብሪ አመልኪቶም መልእኽቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤተ መፃሕቲ ኣብርሆት ተሃነፅቲ ሕጊ ብስነ ምግባር ንክህነፁ ዘኽእል ስራሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Jul 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤተ መፃሕቲ ኣብርሆት ኣብ ቤት ህንፀት ቃሊቲ ፌዴራል ንዘለዉ ተሃነፅቲ ሕጊ ብስነ ምግባር ንክህነፁ ዘኽእል ስራሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ዳይሬክተር እቲ ቤተ መፃሕፍቲ ውብአየሁ ማሞ (ኢ/ር)፥ ተሃነፅቲ እዋን ፍርዶም ብንባብ ንከሕልፉ ምስራሕ የድሊ…
ቢዝነስ ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባሕሪ ደገፍ ልዕሊ 132 ሚሊየን ብር ዕላዊ ገይሩ Desta Jul 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባሕሪ ንሓምለዋይ ኣሰርን ክረምታዊ ስራሕቲ ወለንተናዊያንን ዝኸውን ደገፍ ልዕሊ 132 ሚሊየን ብር ዕላዊ ከምዝገበረ ገሊፁ። ወደብን ተርሚናልን ኣብ ዘለውዎም ከባቢታት ልዕሊ 30 ሺሕ ኢኮኖሚያዊ ረብሓ ዘለዎምን ውሕስነት ምግቢ…