ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖ ቤት ትምህርቲ ሓገዝ ተገይሩ Desta Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሳገርቲ ወሰን ተሳተፍቲ ኣገልግሎት ወለንታዊያን መናእሰይ ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ እንደርታ ብሰንኪ ኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖ ቤት ትምህርቲ ደብረ መድሃኒት ሓገዝ እታዎታት ህንፀት ገይሮም። እቶም መናእሰይ ተኸላ ፈልሲን ደጋፍ ናውቲታት ትምህርቲን እውን…
ቢዝነስ ክሳብ 23 ሓምለ ልዕሊ 3 ሚሊየን ኩንታል ተወሳኺ ዘመናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ክጎዓዓዝ ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ይግበር Desta Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚሊየን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ 23 ሓምለ ልዕሊ 3 ሚሊየን ኩንታል ተወሳኺ ዘመናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ክጎዓዓዝ ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ይግበር ክብል ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ዘበናዊ ዱኽዒ፥ 2 ሚሊየንን 485 ሺሕን ኩንታል ዩሪያ፣ 600 ሺሕ ኩንታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ምስ ሊቀ ጳጳስ ኦርቶዶክስ ግሪክ ዘቲየን Desta Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ሊቀ ጳጳስ ኦርቶዶክስ ግሪክ ዳንኤል ቢያዚስን ዘቲየን። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)ን ተሳተፍቲ ኣኼባ ኢጋድን ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም Desta Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ተሳተፍቲ ኣኼባ ኢጋድን ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ጎንፂ ሱዳን ንምፍታሕ ዝተጣየሸ መራሕቲ ኣርባዕተ ሃገራት ዝሓቖፈ ጉባኤ መራሕቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ጎንፂ ሱዳን ንምፍታሕ ዝተጣየሸ ጉባኤ መራሕቲ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ጎንፂ ሱዳን ንምፍታሕ ዝተጣየሸ ጉባኤ መራሕቲ ይሳለጥ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)፥ ትካል በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ጎንፂ ሱዳን ንምፍታሕ ዘጣየሾ ጉባኤ መራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተፈጢሩ ዘሎ ኣንፃራዊ ሰላም ብምጥቃም ናብ ስራሕቲ ምሕዋይ ሃፍቲ ተፈጥሮን ተኸላን ፈልሲን ክንኣቱ ይግባእ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፈጢሩ ዘሎ ኣንፃራዊ ሰላም ብምጥቃም ናብ ስራሕቲ ምሕዋይ ሃፍቲ ተፈጥሮን ተኸላን ፈልሲን ክንኣቱ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣብ ክልል ትግራይ ክረምታዊ ወፍሪ መናእሰይ ተጀሚሩ። ቢሮ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት 200 ሰባት ኣሳፊራ እናተጓዓዘት ዝነበረት ጀልባ ኣብ ደሴታት ካናሪ ከምዝጠሓለት ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)200 ሰባት ኣሳፊራ ናብ ስፔን እናተጓዓዘት ዝነበረት ጀልባ ኣብ ደሴታት ካናሪ ከምዝጠሓለት ሰራሕተኛታት መድሕን ህይወት ስፔን ኣፍሊጦም። ካብ ደቡባዊ ሴኔጋል ተላዒለ ናብ ደሴት ካናሪ እናምረሐት ከምዝነበረት ዝተሓረላ መግፈፊት ዓሳ ጃልባ÷ ህፃናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንክልል ትግራይ 20 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይራ Desta Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንክልል ትግራይ 20 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይራ። ብብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ዝተመርሐ ልኡኽ ሰላም ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ሎሚ መዐልቲ ናብ መቐለ ምምርሑ ይዝከር። ቀዳማዊ ፓትርያርክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት መውፅኢ ፈተና ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ስ)ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት መውፅኢ ፈተና ተመረቕቲ ተምሃሮ 2015 ዓ.ም ምሃብ ተጀሚሩ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ እንጅባራ ካብ ሽዱሽተ ኮሌጃት ዝተውፃእፅ 917 ተምሃሮ መውፅኢ ፈተና እናወሰዱ ከምዝርከቡ ተገሊፁ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ካብ ውልቀ ኮሌጃት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ዝተመርሐ ልኡኽ ሰላም ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ናብ መቐለ ኣምሪሑ Desta Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ዝተመርሐ ልኡኽ ሰላም ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ናብ መቐለ ኣምሪሑ። ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘአክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁዕ ወቅዱስ…