ላዕለዎት ኣመራርሓን ጀነራል መኮንናትን ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ዝተሰናደአ ዓውደ ምርኢት ጥዕና ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓን ጀነራል መኮንናትን ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ዝተሰናደአ ዓውደ ምርኢት ጥዕና ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ዝተረኸባሉ ዑደት ኣሳሊጦም።
እቶም ላዕለዎት ኣመራርሓን ጄነራል መኮንናትን ሎሚ ኣብቲ ዓውደ ምርኢት…