Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ማዕቐፍ ምትሕብባር ደቡብ – ንደቡብ ንኽጠናኸርን ሓበራዊ ራኢ ንምዕዋትን ኣባል ሃገራት ተዋዲደን ክሰርሓ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማዕቐፍ ምትሕብባር ደቡብ - ንደቡብ ንኽጠናኸርን ሓበራዊ ራኢ ንምዕዋትን ኣባል ሃገራት ተዋዲደን ክሰርሓ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፍሉይ ጉባኤ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ፤ ፕሬዚዳንት እቲ ሓፈሻዊ ጉባኤ ናይቲ እዋን ምክትል ቀዳማይ…

ሙስሊም ሕብረተሰብ ናይ ምትሕግጋዝ ባህሉ ብዝበለፀ ከጠናኽር ይግባእ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሙስሊም ሕብረተሰብ ናይ ምትሕግጋዝ ባህሉ ብዝበለፀ ከጠናኽር ይግባእ” ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓቲቶም። አይተ ጌታቸው ረዳ÷ መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ…

ሰብ ሃፍቲ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ይደልዩ ኢዮም – ኦሊሴጎን ኦባሳንጆ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከቡ ዓውዲታ ኢንቨስትመንት ሕርሻን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታትን ናይ ምውፋር ድሌት ከምዘለዎም ኦሊሴጎን ኦባሳንጆ ገሊፆም። ሚኒስትር ኢንዱትሪ መላኩ ኣለበል ብፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኦሊሴጎን…

መውፅኢ ፈተና ተመረቕቲ ቀዳማይ ዲግሪ ካብ 3 ክሳብ 8 ሓምለ ክወሃብ ኢዩ

አዲስ አበባ፣ ሰኔ 21፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መውፅኢ ፈተና ተመረቕቲ ቀዳማይ ዲግሪ ካብ 3 ክሳብ 8 ሓምለ ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ በዓል መዚ ትምህርቲን ስልጠናን ትኽክለኛ ቁፅሪ ተፈተንቲ ከፃሪ ብምግባር÷ ካብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ 95 ሺሕን 755 ከምኡ እውን ካብ…

ዓቕሚ ምፍራይ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ከደንፍዕ ዝኽእል ዑደት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚንስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበልን ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ዮሃንስ ኣያሌው (ዶ/ር)ን ኣብ ከተማ ገላን ዝርከቡ ዕድል ስራሕ ኣብ ምፍጣር፣ ጠለብ ወፃኢ ንግዲ ብምምላእን ኣተውቲ ፍርያታት ኣብ ምትካእን ዝርከቡ ኣፍረይቲ ተዓዚቦም፡፡ ካብ…

ሰብ ሃፍቲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ንምፍሳስ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ፌዴሪኢ ኣብ ጃፓን ኣብ ”ኢትዮዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ግዚኡ ሕዚ እዩ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሴሚናር ኢንቨስትመንት ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር)፣ ኣምበሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ኣምባሳደር…

ስነ ስርዓት ሶላት ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብሰላም ተዛዚሙ-ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ሶላት ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብሰላም ተዛዚሙ ክብል ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ በዓል ብሰላም ንክዛዘም ተራ ንዝነበሮም ኩሎም አመስጊኑ። ህዝበ ሙስሊም ምስ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባን ኣካላት ፀፅታን…

ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓረፋ) ኣብ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 444 ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓረፋ) ኣብ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ። እቲ ብዓል ኣብ ጎደና ሰማእታት ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ዝኽበር ዘሎ እንትኸውን፥ ኣብቲ ብዓል ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና…

ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓረፋ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 444 ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓረፋ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ብሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ኣብቲ በዓል ሃይማኖታዊ…

ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓረፋ) ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1ሺሕን 444 ብዓል ዒድ ኣል ኣድሃ(ዓረፋ) ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ ከተማ መቐለ፣ ኣዲስ ኣበባ፣ ጅማ፣ ሰማራ፣ ጅጅጋ፣ ኣዳማ፣ ድሬዳዋ፣…