ኣብ ትምህርቲ እንሰርሖም ስራሕቲ መናእሰይ ኣብ ተለዋዋጢ ዓለም ንምጉዓዝ ዘድሊዮም ፍልጠትን ክእለትን ንክረኽቡ ዝገብር ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትምህርቲ እንሰርሖም ስራሕቲ መናእሰይ ኣብ ተለዋዋጢ ዓለም ንምጉዓዝ ዘድሊዮም ፍልጠትን ክእለትን ንክረኽቡ ዝገብር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዓለም ለኸ ፍሉይ…