ፀገማት ፀጥታን ድሕንነትን ንምፍታሕ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ብዝተዋደደ መገዲ ክስራሕ ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገማት ፀጥታን ድሕንነትን ንምፍታሕ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ብዝተዋደደ መገዲ ክስራሕ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም።
ኣይተ ጌታቸው፥ ኣብ በቢኸባቢኡ ዝረኣዩ ዘለው ናይ ፀጥታን…