ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 1 ሰነ ጀሚሩ ክፍሊት ኤሌክትሪክ ብዲጂታል ስርዓት ክፍሊት ክፍፀም ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 1 ሰነ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ክፍሊት ኤሌክትሪክ ብዲጂታል ስርዓት ክፍሊት ክፍፀም ኢዩ ክብል ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ባንኪ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ብብርኪ ሃገር ድማ ካብ ወርሒ ሓምለ 2015 ዓ.ም እቲ ክፍሊት…