ዓለም ለኻዊ ዜናታት ውሕመ ኣብ ጉዳይ እስራኤልን ፍልስጤምን ህፁፅ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ጎንፂ እስራኤልን ፍልስጤምን ኣመልኪቱ መበል 10 ህፁፅ ፍሉይ ኣኼባ ከምዘካይድ ፕሬዚዳንት እቲ ጉባኤ ዴኒስ ፍራንሲስ ኣፍሊጦም። ኣቦ መንበር ጉጅለ ዓረብን ኣቦ መንበር ትካል እስላማዊ ምትሕብባርን ዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕለተ ምስረታ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ እዚ ምብራቕ ይኽበር ኣሎ Desta Oct 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 116 ዕለተ ምስረታ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ እዚ ምብራቕ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ “ብዝተፈተነ ቁፅሪ ዝፀንዕ ሰራዊት ዓወት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ሃረር ኣብ ዝርከብ ኣዳራሽ ክበብ መኮንናት ኢዩ ዝኽበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኢታማዦር ሹም ደቡብ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኢታማዦር ሹም ደቡብ ኣፍሪካ ጀነራል ሩድዛኒን ማፕዋንያ ተዛቲዮም። ኢታማዦር ሹም ደቡብ ኣፍሪካው ጀነራል ሩድዛኒን ማፕዋንያ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካ ዘሎ ወታደራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ኣባላ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዶብ ተሳጋሪ ገበናት ተዋዲድካ ኣብ ምክልኻል ብፅሒቶም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላ ሃገራት ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ዶብ ተሳጋሪ ገበናት ተዋዲድካ ኣብ ምክልኻል ብፅሒቶም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ። መበል 25ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ኣባላ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ 14 ጥቅምቲ2016 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፓኪስታን ብገበን ምጥሓስ ምሽጥራዊ ሕጊ ሃገር ተኸሲሶም Desta Oct 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ኢምራን ካን ን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ነበር ንሼኽ ሙሃመድ ኩሬሺን ብገበን ምጥሓስ ምሽጥራዊ ሕጊ ሃገር ተኸሲሶም። ዳይና ፍሉይ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ሃስናት ዙልቃርኒያ፥ ኣብ ልዕሊ እቶም ሰብ መዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3ይ ዙር ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ኣብ ካይሮ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ዙር ሰለስተኣዊ ድርድር ደምቢታትን መምርሒታትን ኣመላልኣን ኣላቕቓን ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ግብፂ ካይሮ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ድርድር ድማ ኣብ ዘይተፈትሑ ጉዳያት ቴክኒካልን ማዕቐፍ ህጊን ኣብ ዝሐሸ ውፅኢት ንምብፃሕ ትኹረት ከምዝግበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነጥቢ መእተዊ ፈተና ሃገራዊ ፕሮግራም ድሕረ ምረቓ ዕላዊ ኮይኑ Desta Oct 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ፥ ነጥቢ መእተዊ ፈተና ሃገራዊ ፕሮግራም ድሕረ ምረቓ ዕላዊ ገይሩ። ኣብ መንግርስዊን ዘይመንግስታዊን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብምእታው ንምምሃር ንዝደሊዩ ኣመልከትቲ ብሙሉኦም ብብርኪ ሃገር ዝወሃብ መእተዊ ፈተና ድሕረ ምረቓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ሽልማት ስታርትኣፕ ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ሽልማት ስታርትኣፕ ጉባኤ ኣፍሪካ ካብ 14 ክሳብ 16 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉባኤ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኢንስቲትዩት ልምዓት ኢንተርፕሪነርሺፕ ኢትዮጵያን ምስ ግሎባል ኢኖቬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈተነ መጥቃዕቲ ሳይበር ብምፍሻል ልዕሊ 23 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Desta Oct 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን መርበብ ድሕንነትን ኣብ 2015 ዓ.ም ፈተነ መጥቃዕቲ ሳይበር ብምፍሻል ልዕሊ 23 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ። መበል ራብዓይ ጉባኤ ወርሒ ሳይበር ድሕንነት “ስግኣት ሳይበር ድሕንነት ኣብ ኢትዮጵያ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 11 ከተማታት ብ102 ሚሊየን ዶላር ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት መስመር ’’ዲስትሪቢዩሽን’’ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 11 ከተማታት ብ102 ሚሊየን ዶላር ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት መስመር ’’ዲስትሪቢዩሽን’’ ከምዝጅመር ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮርፖሬት ኮሙኒኬሽን እቲ ግልጋሎት ኣይተ መላኩ ታዬ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ…