ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝቕፅል ሰኑይ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2024 0 ዝቕፅል ሰኑይ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ክካየድ ኢዩ ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት መኽፈቲ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 27 መስከረም 2017 ዓ.ም ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ ብሕገ-መንግስቲ ፌዴሪኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰነ ምምሕዳር ክልላት በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲን ርእሰነ ምምሕዳርን ክልላት በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። መንግስቲ ክልል ሐረሪ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ እንኳዕ አብፀሓኩም÷ ኢሬቻ ሓድነት፣ ሓበራውነትን ምትሕብባርን ዘጎልብት ባዓል ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ኢሬቻ 2017 ዓ.ም ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ኢሬቻ 2017 ዓ.ም ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒቶም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ “እንኳዕ ኣፀጋሚ እዋን ክራማት ብምሕላፍ ናብ…
ስፓርት ኪሊያን ምባፔ ብጉድኣት ካብ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳይ ወፃእ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ምስ እስራኤልን ቤልጂየምን ኣብ ትገብሮም ፀወታታት ሃገራት ኣውሮፓ ንኪሊያን ኤምባፔ ኣብ ስብስባ ኣየካተተቶን፡፡ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳይ ዲዲየር ዴሾ እታ ጋንታ ኣብዚ ወርሒ ንዝህልዉ ክልተ ፀወታታት ዝካተቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብኩታ ገጠም ይለምዕ ኣብ ዘሎ ዝራእቲ ዑደት ይሳለጥ ኣሎ Desta Oct 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞቦ ደቡብ ክልል ትግራይ ወረዳ እንዳ መኾኒ ጣብያ መኻን ቁሸት ምስረታ ናብ ሓረስቶት ተኣታቲዩ ብኩታ ገጠም (ብክላስተር ) ይለምዕ ኣብ ዘሎ ዝራእቲ ዑደት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ዑደት፥ ዘራእቲ ስርናይ በፅሕዎ ዘሎ ብርኪ ዕብየት ንምዕዛብን ናብ…
ስፓርት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንክልል ትግራይ ዓመታዊ ደገፍ ዕጥቂ ስፖርት ገይሩ Desta Oct 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንፌዴሬሸን ኣትሌቲክስ ክልል ትግራይ ዓመታዊ ደገፍ ዕጥቂ ስፖርት ኣበርኪቱ። ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተስፋይ አስገዶም(ዶክተር)ን በዓል ሞያ እቲ ፌዴሬሽን ኣይተ ተስፋዬ ይፍሩን ብሓባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኮሚቴ ምውዳድ ሚኒስትራት ብሪክስ ኢትዮጵያ 3ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ብሪክስ ኢትዮጵያ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ። ኣብቲ ኣኼባ ናይ ኢትዮጵያ ኣብ ብሪክስ ዘለዋ ተሳትፎ ስትራቴጂ፣ ላዕለዋይ ኮሚቴ ሰብ ሞያ ዘካየዶ ኣብዚ ዓመት ኢትዮጵያ ኣብ ብሪክስ ዝነበራ ተሳትፎ ከምዝተገምገመን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሻድሻይ ፎረም ኢሬቻ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ Desta Oct 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ፎረም ኢሬቻ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣባገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ይሳተፉ ኣለዉ።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ማእኸል ትግራይ ዝርከብ ዝራእቲ ጣፍ ኣብ ፅቡቕ ብርኪ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Oct 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ማእኸል ወረዳ ላዕላይ ማይጨው ጣብያ ሓፀቦን ደብረብርሃንን ዝርከብ ዝራእቲ ጣፍ ኣብ ፅቡቕ ብርኪ ከምዘሎ ማእከል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ገሊፁ። እቲ ማእኸል፥ ኣብ ክልል ትግራይ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅን ዝሓሸ ኣማራፂ ኣዝርእቲን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ነበርቲ ደቡባዊ ሊባኖስ ካብቲ ከባቢ ብህፁፅ ንክወፅኡ ዳግም ኣተሓሳሲባ Desta Oct 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ዝተመረፁ ትሕዝቶታት ሂዝቦላህ ብነፈርቲ እትፍፅሞ መጥቃዕቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጣ። ብመሰረት እዚ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ማእኸላዊን ደቡባዊን ቤሩት ዕዉት መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ሰራዊት ምክልኻል እስራኤል ገሊፁ። ነዚ ስዒቡ ክሳብ…