ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ሕድሳት ነበር መንበሪ ቢትወደድ ሃ/ጊዮርጊስ ወ/ሚካኤል ጎብኒዮም Desta Oct 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንማእኸል ባህሊን ትምህርቲን ጣይቱ ዝተዳለወ ሕድሳት ነበር መንበሪ ቢትወደድ ሃ/ጊዮርጊስ ወ/ሚካኤል ጎብኒዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “መንበሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ማሕበር ትራንስፖርት ኣየር ኣብ ስራሕቲ ድሕንነት ዘድሀበ ጉባኤ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ትራንስፖርት ኣየር 2024 ኣብ ስራሕቲ ድሕንነት ዘድሀበ ጉባኤ ኣብ ሞሮኮ ማራኬሽ የካይድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ንዘተኣማምንን ቅልጡፍን ስራሕ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መጠናኸሪ ስርዓተ ምግቢ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ እናሓገዘ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተተግበረ ዝርከብ መርሃ ግብሪ መጠናኸሪ ስርዓተ ምግቢ ብብርኪ ስድራ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዝግበር ፃዕሪ እናሓገዘ ምዃኑ ተገሊፁ። እቲ መርሃ ግብሪ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ብሓገዝ ባንኪ ዓለምን ኣብ መበዛሕትኡ ክፋላት እዛ ሃገር እናተተግበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንምኽባር ሰላም እዚ ቀጣና ቁልፊ ግደ ከምዘለዋ ኣምባሳደር ሰኒ ሮግስትሩፕ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንምኽባር ሰላም እዚ ቀጣና ቁልፊ ግደ ከምዘለዋ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ሰኒ ሮግስትሩፕ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር፥ ኢትዮጵያ ሰላምን ፀፅታን ብዝምልከት ኣብ መድረኽ ዓለምን ኣህጉርን ዘበርከተቶ ኣስተዋፅኦ ዘርዚሮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሬቻ ብድሙቕ ኩነታት ንክኽበር ኣካላት ፀፅታን ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢሬቻ ኣብ ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ቢሸፍቱን ብድሙቕ ኩነታት ንክኽበር ኣካላት ፀፅታን ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ። ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ኣከባብራ መስቀል ደመራ ገምጊሞም። ድሕሪ እቲ ገምጋም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…
ቢዝነስ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ብ300 ሚሊየን ዶላር መስፋሕፍሒ ህንፀት ክግበረሉ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ብ300 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ካልኣይ ዙር መስፋሕፍሒ ህንፀት ንምግባር ምድላ እናዛዘመ ከምዘኾነ ገሊፁ። ምክትል መካየዲ ስራሕ እቲ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣይተ ግርማ ቱፋ÷ ኣብ ቀዳማይ ዙር ዝተሳለጠ እቲ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣብዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ኣረጋውያን ብብሄራዊ ደረጃ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ኣረጋውያን ንመበል 33 ግዘ "ክብሪን ፍቕሪን ንኣረጋውያን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ጋምቤላ እናተኸበረ ይኽበር ኣሎ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሂክማ ከይረዲንን ብሄራዊ ማሕበር ኣረጋውያንን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እግረኛ ሰራዊት እስራኤል ናይ ሓፂር ግዘ ልኡኽቶ ብመሓዝ ናብ ሊባኖስ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ንሄዝቦላህ ንምጥቃዕ ናይ ሓፂር ግዘ ልኡኽቶ ብመሓዝ እግረኛ ሰራዊታ ናብ ሊባኖስ ከምዘእተወት ኣፍሊጣ። እስራኤል ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ዝተገደበ ዒላማ ዘለዎ ናይ መሬት ልኡኽ በምባል ዝገለፀቶ ብእግረኛ ሰራዊታ ዝውገን ትልማ ዕላዊ ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር መድረኽ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ምክያድ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ዓፋር መድረኽ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ካብ 49 ወረዳታት ዝተውፃእፅኡ 802 ተወከልቲ ሕብረተሰብን 771 ተወከልቲ መዳርግቲ ኣካላትን ይሳተፉ ኣለዉ፡፡ ከካብ ወረዳኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንናሽናል ሲሚንቶ ለሚ እታወት ዘጓዓዕዛ 36 ዘበናዊ ከበድቲ ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ኣብ ለሚ በፂሐን Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ንናሽናል ሲሚንቶ ለሚ ናብ ውሽጢ ሃገር እናእተዎም ካብ ሞንጎ ዝርከቡ 330 ገልበጥቲ ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ እተን 36 ኣብ ሳይት ከምዝበፅሓ ተገሊፁ። እተን ተሽከርከርቲ እታወት መዓድን ፍርያት ሲሚንቶ ካብ መፍረዪ ጣቢያ ናብ መኸዘኒ…