መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንምስሓብ ምቹእ ኩነታት ዝፈጠረ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንምስሓብ ምቹእ ኩነታት ዝፈጠረ ኢዩ ክብል ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሃና ኣርአያስላሴ፥ ዝተፈጠረ ምቹው መሰረተ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብዚ ዞባ ተመራፂን…