ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተማለአ መሰረተ-ልምዓት ከምዝተሃነፀሎም ኣረጋጊፅና – ቻይናውያን ሰብ ሃፍቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተዓዘብናዮም መሰረተ ልምዓታት ንኣትራፋይ ኢንቨስትመንት መሰረት ኢዮም ክብሉ ኣባላት ላዕለዋይ ልኡኽ መንገስቲን ቢዝነስን ቻይና ገሊፆም፡፡
ካብ ዝተፈላለያ ግዝኣታት ቻይና ዝመፅኡ ልዕሊ 90 ኣባላት እቲ ልኡኽ ምንቅስቓስ…