ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ሰብኣዊ ሓገዝ እናገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ሰብኣዊ ሓገዝ እናገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ካብቲ ኮሚሽን ዝተረኸበ ሓበሬታ…