ደቡብ ሱዳን ናይ ናይል ተፋሰስ ናይ ምትሕብባር ማዕቐፍ ስምምዕነት ምፅዳቓ ንኢትዮጵያ ታሪካዊ ኣጋጣሚ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ሱዳን ናይ ናይል ተፋሰስ ናይ ምትሕብባር ማዕቐፍ ስምምዕነት ምፅዳቓ ንኢትዮጵያ ታሪካዊ ኣጋጣሚ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ደቡብ ሱዳን…