መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ትኬት ጉዕዞ ኣብ ኢትዮጵያ ዝዕድጉ ወፃእተኛታት ብሸርፊ ወፃኢ ክኸፍሉ ከምዘለዎም ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ትኬት ጉዕዞ ኣብ ኢትዮጵያ ዝዕድጉ ወፃእተኛታት ብሸርፊ ወፃኢ ክኸፍሉ ከምዘለዎም ኣፍሊጡ።
እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዘውፀኦ መብርሂ፥ ንመገደኛታት ዝወሃብ ዓለም ለኸ ኣገልግሎት ሽይጣት ትኬት በረራ ብሙሉኡ ብሸርፊ ወፃኢ ጥራሕ…