ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ስታርትኣፕ ኣዋርድስ ኢትዮጵያ ይካድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ስታርትኣፕ ኣዋርድስ ኢትዮጵያ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ይካድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚልን ካልኦት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሜክሲኮ ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ፕሬዚዳንት መሪፃ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክላውዲያ ሺንባም ኣብ ታሪኽ ሃገረ ሜክሲኮ ብልዑል ድምፂ ብምስዓር ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ፕሬዚዳንት ሜክሲኮ ብምዃን ተመሪፀን። ክላውዲያ ሺንባም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1 ጥቅምቲ ንኣንድሬስ ማኑኤል ሎፔዝ ኦብራዶርን ብምትካእ ፕሬዚዳንት ክኾና…
ቢዝነስ ኣብርሃም በላይ(ዶ/ር) ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ፋኦ ዘቲዮም Desta Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብርሃም በላይ(ዶ/ር) ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ትካል መግብን ግብርናን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ፋኦ) ዘቲዮም። እቲ ዘተ ብቐንዱ፥ ምቕራብ ደገፍ ቴክኒክ፣ ኮሪደራት መስኖ፣ መምርሒታትን ማዕቐፋት ሕጊን ፕሮጀክት ፍላግሺፕ…
ስፓርት ኤንዞ ማሬስካ ኣሰልጣኒ ጋንታ ቼልሲ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 44 ዓመት ጣልያናዊ ኣሰልጣኒ ኤንዞ ማሬስካ ንጋንታ ቼልሲ ብዋና ኣሰልጣንነት ንምምራሕ ብዕሊ ክታሙ ኣንቢሩ፡፡ ካብታ ጋንታ ንዝተሰናበተ ኣሰልጣኒ ሞሪሲዮ ፖቼቲኖ ብምትካእ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ 2029 ነታ ጋንታ ንምስልጣን ዝፈረመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብወፍሪ ሓምለዋይ ልምዓት ልዕሊ 31 ሚልየን ፈልስታት ክትከል ኢዩ-እያሱ ኣብርሃ(ዶ/ር) Desta Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 31 ሚልየን ፈልስታት ንምትካል ትልሚ ከምዝተትሓዘ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ክልል ወፍሪ ሓምለዋይ ልምዓት ብዕሊ ንምጅማር ዘኽእል መድረኽ ዘተ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ልዕሊ 8 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲ ንቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ብሓገዝ ኣበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ኢትዮጰያ ን16 ሓፈሻዊ ኣብያተ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ነፍሲወከፈን ዘውዕል 10 ላፕቶፕን 3 ራውተርን ብሓገዝ ንቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ከምዘረከበ ተገሊፁ። ኣብ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ጊዚያዊ ሓላፊ ዝምድናታትን ቁፅፅር ቢዝነስን ኣይተ ሲሳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ መስቀል ኣደባባይ ናብ ቦሌ ዝወሰድ መገዲ ብምኽኒያት ስራሕቲ ልምዓት ብኽፋል ከምዝዕፆ ተገሊፁ Desta Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መስቀል ኣደባባይ ናብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ዝወስድ መገዲ ብምኽኒያት ስራሕቲ ልምዓት ብኽፋል ከምዝዕፆ ተገሊፁ። ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ከምዝበሎ፥ ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደርን ምንፃፍ ፀሊም ፅርግያን እቲ መገዲ ንተሽከርከርቲ ዕፁው ኮይኑ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምውፋር ስራሕ ሃገራት ዓረብ ዝተዋፈሩ ዘይሕጋዊ ደለልቲ ንዜጋታት ናብ ክሳራ የቃልዑ ከምዘለዉ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምውፋር ስራሕ ሃገራት ዓረብ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ዝበፅሕ ጉድኣትን ክሳራን ንምክልኻል እናተሰርሐ ይኹን እምበር ሕዚ እውን ዘይሕጋዊ ደለልቲ ኣሉታዊ ፅዕንቶ እናብፅሑ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ዜጋታት ዝሐሸ ኣታዊ ንምርካብ፣ ናብራኦም ንምምሕያሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ኦዲት ድሕንነት ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ተጀሚሩ Desta Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኦዲት ድሕንነት ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። ብሰብ ሞያ ኦዲት ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል አቪዬሽን/ኣይ ሲ ኤ ኦ/ ዝካየድ እቲ ኦዲት፥ ድሕሪ 12 ዓመታት ንፈለማ እዋን ኢዩ ዝካየድ ዘሎ ተባሂሉ። ምክትል ዋና…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንመፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ናብ ጊኒ ቢሳው ኣምሪሓ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጊኒ ቢሳው ትገብሮ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ንምግባር ናብ ከተማ ቢሳው ኣምሪሓ። 23 ተፃወትቲ ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ኣዲስ ኣበባ ብቶጎ (ሎሜ) ኣቢሉ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ከተማ ቢሳው…