ኣብ ምፍፃም መደባት ዘሎ ውስንነት ንህዝቢ ትግራይ ናብ ዝኸፍአ ሓደጋ ከየእቱ ዝለዓለ ጠመተ ብምሃብ ክስራሕ ይግባእ- ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ክሳብ ወረዳ ዘሎዉ ኣመራርሓ መንግስቲ ዝተሳተፉሉ ክልላዊ መድረኽ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሒዝዎም ዝተበገሰ ኩለ መዳይ መደባት ልምዓት፣ ምርግጋፅ ፍትሒን…