Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ ውድድር ፍፃመ ኣይሲቲ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ ውድድር ፍፃመ ኣይሲቲ ሁዋዌ ተዓዊቶም። ኣብ ቻይና ከተማ ሼንዘን ብትራክ ኮምፒውቲንግ  ዝተሳተፉ ሰለስተ ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ሳልሳይ ሽልማት ምስ ጉጅለ ማሌዢያ፣ ሜክሲኮን ኬንያን ተማቒሎም። እቲ…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ቦረና ኣብ ልዕሊ መራሒ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ቦረና ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብዝተወሰደ ስጉምቲ ጃጋል ጋሞ ቤስት ወይ እውን ዳዳቻ ሻሬ ዝበሃል መራሒ እቲ ጉጅለ ስጉምቲ እንትውሰድ ካልኦት ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ኢዶም እናሃቡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ሓደ ኮር ሰራዊት እዚ…

መንእሰይ ብሰናይ ስነ ምግባር ዝሃነፀን ኣፍራዪን ዜጋ ንኽኸውን ተዋዲድካ ምስራሕ ይግባእ – ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር )

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንእሰይ ብሰናይ ስነ ምግባር ዝሃነፀን ኣፍራዪን ዜጋ ንኽኸውን ተዋዲድካ ምስራሕ ከምግባእ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ገሊፀን። እቲ ሚኒስቴር ዘሰናደኦ ኣብ ምክልኻል ፀረ-መዕወኒ ሓሽሽን ኣሉታዊ ልማዳዊ…

ሰሜን ኮሪያ ተወሳኺ ናይ ስለላ ሳተላይት ንምሕምባብ ከምዝሃቀነት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢሲ)ሰሜን ኮሪያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 27 ግንቦት 4 ሰነ ኣብ ዘሎ ግዘ ተወሳኺ ናይ ስለላ ሳተላይት ንምሕምባብ ከምዝሃቀነት ንጃፓን ኣፍሊጣ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ፈላማይ ሳተላይት ስለላ ከምዘሕምበበትን ብሰፊሑ ከምዝኾነነትን ይዝክር፡፡…

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ንማእኸል መሓብሓቢ ኣረጋውያን፣ ሕማማት ኣእምሮን ህፃናትን ፍሬምናጦስ ሓገዝ ኣምቡላንሳት ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብሓገዝ ዝረኸበን ኣምቡላንሳትን ሞተር ሳይክልን ንማእኸል መሓብሓቢ ኣረጋውያን፣ ሕማማት ኣእምሮን ህፃናትን ፍሬምናጦስ ብሓገዝ ኣበርኪቱ። ነቲ ሓገዝ ዘረከቡ ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶ/ር ኣማኑኤል ሃይለ፥…

ፎረም ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኢትዮ-ፓኪስታን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኢትዮ-ፓኪስታን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ፎረም፥ ሚኒስትር ነግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖን ልዕሊ 80 ሰብ ሃፍቲ…

ጉባኤ ሴክተር ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ጉባኤ ሴክተር መባል ሳልሳይ ርባዕ ዓመት ገምጋም ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምክያድ ጀሚሩ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፥ እቲ መድረኽ ኣብ ዝሓለፈ ጉባኤ ሴክተር ዘቐመጦም ኣንፈታት…

ከንቲባታት ዝተፈላለያ ከተማታት ኣብ ስራሕቲ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ከተማ መቐለ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባታት ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ከተማ መቐለ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። ኣብቲ ዑደት፥ ካብ እቶም ከንቲባታት ብተወሳኺ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ክልላዊ ኣመራርሓ ኣመራርሓ ይሳለፉ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ኣብ…

ኣካላትን መለዋወጢ ናውቲን ኣውሮፕላን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ምፍራይ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናሽናል ኮርፖሬሽን ልምዕት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተብሃለ ሃገር ቦቆል ኢንቨስትመንት ግሩፕ  ኣካላትን መለዋወጢ ናውቲን ኣውሮፕላን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ምፍራይ ዘኽእል ስምምዕነት ኸቲሙ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክሊሉ ታደሰ፥ እቲ ስምምዕነት…

ቴክኒካል ጉጅለ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኩባ ኣብ ፋብሪካታት ሽኮር ኦሞ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቴክኒካል ጉጅለ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኩባ ኣብ ፋብሪካታት ሽኮር ወንጂ ሸዋን መተሃራን ስርሑ ብምዝዛም ኣብ ፋብሪካታት ሽኮር ኦሞ ስራሕ ከምዝጀመረ ተገሊፁ። ሓፈሻዊ ኣካያዲ ስራሕ ቁፅሪ ሓደን ሰለስተን ፋብሪካ ሽኮር ኦሞ ጥበቡ ማሞ፥ እቲ ቴክኒካል ጉጅለ…