Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኢትዮጵያ ብዓውዲታት ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ዘለዋ ተመክሮ ሂባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲታት ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ዘለዋ ተመክሮ ኣብ ጋና ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል ሳልሳይ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን ኣፍሪካ ከምዝሃበት ኣገለግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ፕሬዚዳንት ጋና ናና ኣኮፎ ኣዶ ኣብ ዝተረኸብሉ እቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር…

ም/ቀ/ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኣገልግሎት ምዝገባ ዲጂታል መለለዪ መንነት ኢትዮ-ቴሌኮም ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣካቢ ቦርድ ኢትዮ-ቴሌኮምን ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኣገልግሎት ምዝገባ ዲጂታል መለለዪ መንነት ኢትዮ-ቴሌኮም ዑደት ኣሳሊጦም። ኢትዮ-ቴሌኮም ኣዲስ ኣበባ ሓዊሱ ኣብ 29 ከተማታት ኢትዮጵያ ማእኸላት መውሃቢ ኣገልግሎት ምዝገባ…

ኣሜሪካ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ጋዛ ምእታዉ ምርግጋፃ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ተሽከርከርቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ብግዚያዊ ተንሳፋፊ ደው መበሊ ተሽከርከርቲ ኣቢሉ ናብ ጋዛ ምእታዉ ምርግጋፃ ኣፍሊጣ። ኣስታት 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ፍልስጤማውያን ሓገዝ ምግቢ፣ መፅለሊን ካልኦትን ከምዘድሊዮም ተገሊፁ። ሓገዝ ብመሬት ናብ ጋዛ…

ኣልጄሪያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ከምእተጠናኽር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣልጄሪያ ምስ ኢትዮጵያ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ፓርላመንታዊ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ከምእተጠናኽር ገሊፃ። ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ መንጎ እተን ሃገራት ኣብ ዝምስረት ፓርላሜንታዊ ዲፕሎማሲዊ ጉጅለ ሓፈሻዊ ርክብ ዝጠመተ…

ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 17 ፅባሕ ሓደሽቲ ነገራት ብምውሳኽ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 17 ፅባሕ ሰዓት 6 ቀትሪ ሓደሽቲ ነገራት ብምውሳኽ ብቐጥታ ፈነወ ክጅመር ኢዩ። እቲ ውድድር 16 ተወዳደርቲ ብምሓዝ ኣብ ከልተ ምድብ ተኸፊሎም ን13 ሰሙናት ክወዳደሩ ኢዮም። ኣብ ቀዳማይ ዙር፥ ናሆም ነጋሽ፣ ጴጥሮስ…

ኣብ ትግራይ ኣብ ምክልኻል ሕማም ኤች ኣይቪ/ኤድስ ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ መራሕቲ ሃይማኖትን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረተሰብን ዘሳተፈ ኣብ ምክልኻል ሕማም ኤች ኣይቪ/ኤድስ ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ተወካሊ ምክልኻል ምቁፅፃርን ኤች ኣይ ቪ ኤድስ ሚኒስቴር ጥዕና ኣይተ ሃፍታሙ ካሳ፣ ሓላፊ…

ኣብ ፓሪስ ማራቶን ቀነኒሳ በቀለ ሓዊሱ ተሳታፍቲ ኣትሌታት ተሓሪዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ማራቶን ዝሳተፉ ቀነኒሳ በቀለ ሓዊሱ ብኽልቲኡ ፆታ ዝሳተፉን ተተካእቲን ኣትሌታት ብምሕራይ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ ብደቂ ተባዕቲዮ፥ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ፣ ሲሳይ ለማን ዴሬሳ ገለታን ተሓሪዮም ኣለዉ።…

እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ንመበል 42 ዙር ዘሰልጠኖም ኮማንዶታት የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ንመበል 42 ዙር ዘሰልጠኖም ኮማንዶታት የመርቕ ኣሎ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ካልኦት ላዕለዎት ኣዘዝቲን እቲ ሰራዊት…

ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ኣብ ክሊ ልምዓት ኣባይቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራልን ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ኣዘርባጃንን ኣብ ክሊ ልምዓት ኣባይቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐን ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራልን ኣይተ ረሻድ ከማልን…

ልዕሊ 525 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 525 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። እቶም ናውቲ ብ16 ተሽከርከርቲ ናብ ማእኸል ዓዲ ንምእታው ተዳሊዮም ከምዝነበሩ ተገሊፁ። ኣካላት ፀፅታ መንግስቲ ሶማሌ፣ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ምስ…