ገህድብ ህዳሰ ብዝምልከት ብሚዲያታት ግብፂ ዝንዛሕ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ማይ ኣባይ ንብሕቲ ናይ ምጥቃም ዓርሰ ፍትወት ኢዩ – መሓመድ ኣልኣሩሲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገህድብ ህዳሰ ብዝምልከት ብሚዲያታት ግብፂ ዝንዛሕ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ማይ ኣባይ ንብሕቲ ናይ ምጥቃም ዓርሰ ፍትወት ኢዩ ክብሉ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ብምክታዕ ዝፍለጡ ኣባል ባይቶ ወከልቲ ኣማኻሪ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን መሓመድ ኣልኣሩሲ ገሊፆም።…