ጥዕና ጥዕና ኲሊት ንምሕላው ዝሕግዙ 6 ቀለልቲ ነገራት Desta Apr 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኵላሊት ካብቶም ኣውራ ኣገደስቲ ክፋል ኣካላትና እንትኾና፥ ኣብ ደም ዝፍጠር ርስሓት ብምፅራይ ብመልክዕ ሽንቲ ከምዝወፅእ ዝገብራን እየን። ዓለማዊ ማሕበር ኔፍሮሎጂ ከም ዝሕብሮ፥ ፀቕጢ ደም ንምቍፅፃር ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ኣካላትና ዘሎ መጠን ኬሚካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣድስ ኣበባና ንዝኾነ ይኹን ዘይተግልል ናይ ኩላህና ከተማ ኢያ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Apr 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣድስ ኣበባና ንዝኾነ ይኹን ዘይተግልል ናይ ኩላህና ከተማ ኢያ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ብልምዓት ኮሪደርን መሊስካ ምልማዕን ዝተልዓሉ ነበርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ኣመራርሓ ቦርድ ፎረም ምትሕብባር ሴኩሪቲ ግሎባል ፐብሊክ ትሳተፍ ኣላ Desta Apr 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ኣመራርሓ ቦርድ ፎረም ምትሕብባር ሴኩሪቲ ግሎባል ፐብሊክ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ፎረም፥ ዓመታዊ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ Desta Apr 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 29 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ረቂቕ ፖሊሲ ኣገልግሎትን ምምሕዳርን መንግስቲ ጠሚቱ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ መንግስቲ ዘውፅኦም ሕጊታት፣…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እንግሊዝ ካብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዉ ፍሪታት ዕምበባ እተኽፍሎ ዝነበረ ቀረፅ ገዲፋቶ Desta Apr 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ካብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዉ ፍሪታት ዕምበባ እተኽፍሎ ዝነበረ ቀረፅ ከምዝገደፈቶ ኣፍሊጣ። እተን ሃገራት መስ እንግሊዝ ዘለወን ልውውጥ ንግዲ ቀሊልን ምቹእን ንምግባር ዓሊሙ ዝተውሃበ ውሳነ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተወዳዳሪ ዓውዲ ንግዲ ንምፍጣር ቀረብ ልቓሕ ምጥዕዓም ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Apr 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወዳዳሪን ንኢኮኖሚያዊ ምዕባለ ልዑል ግደ ዘለዎምን ዓውዲታት ንግዲ ንምፍጣር ቀረብ ልቓሕ ምጥዕዓም ከምዝግባእ ቤት ምኽሪ ንግዲን ዓውዲ ማሕበራትን ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ኣብ ስራሕቲ ቢዝነስ ቀረብ ልቓሕ ዘሎ ፅዕንቶ ጠመተ ብምግባር ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።…
ቢዝነስ ካብ ፍሪያታት ሰደድ ንግዲ 617 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Desta Apr 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 78 ኣዋርሕ 2016 ዓ.ም ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ክትትል ካብ ዝገብረሎም ካብ ፍሪያታት ሰደድ ንግዲ 617 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ኣፍሊጡ። እቲ ኣታዊ ምስ ዝሓለፈ ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር ናይ 80 ነጥቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ኮሪያ ንኢትዮጵያ እትገብሮ ሰብኣዊ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ Desta Apr 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ንኢትዮጵያ እትገብሮ ሰብኣዊ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ። ኣብ ቀረባ ዝተሸሙ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ጃንግ ካንግ፥ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ነዊሕ እዋን ዘቑፀረ ክልቲኣዊ ርክብ ከምዘለወን ገሊፆም። ኣብ መንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ኣምሓራ ጉድኣት ንዘጋጠመን ደቂ ኣኒስቲዮ ድጋፍ ገይራ Desta Apr 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ኣምሓራ ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮን ጉድኣት ንዘጋጠመን ደቂ ኣኒስቲዮ ድጋፍ ገንዘብ ገይራ። ሓላፊት እቲ ሊግ እሌኒ ዓባይ፥ ሊግ ደቂ ኣኒስትዮ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባርን ተረባሕነት ደቂ…
ስፓርት ፀወታታት ርብዒ ፍራ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታታት ርብዒ ፍራ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ፓሪሴንት ዥርሜን ምስ ባርሴሎና ከምኡ እውን ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ቦርሽያ ዶርትመንድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ጋንታት ፒ ኤስ ጂን ባርሴሎናን ዝገብረኦ ፀወታ ምሸት 4 ሰዓት ኣብ…