ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወርሒ ረመዳን ምኽንያት ብምግባር ንልዕሊ 27 ሺሕ ነበርቲ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወርሒ ረመዳን ምኽንያት ብምግባር ንልዕሊ 27 ሺሕ ነበርቲ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ከምዝተጀመረ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣበ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷…