70 ሺሕ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንከምለሱ ዘኽእል ኩነታት ንምጥዕዓም ልኡኽ ናብ ስዑዲ ዓረብ ከምርሕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ 70 ሺሕ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ንከምለሱ ዘኽእል ኩነታት ንምጥዕዓም ልኡኽ መንግስቲ ናብ ስዑዲ ዓረብ ከምርሕ ኢዩ ተባሂሉ።
እቲ ልኡኽ ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርትኳን ኣያኖ ዝምራሕ…