ኣብ ትግራይ ካብ ባንኪ ዓለም ብዝረተረኸበ ልዕሊ 440 ሚልየን ብር ዝተዓደጉ ናውቲታት ትምህርቲ ይከፋፈሉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ካብ ባንኪ ዓለም ብዝረኸቦ ልዕሊ 440 ሚልየን ብር ሓገዝ ገንዘብ ዝተዓደጉ ናውቲታት ትምህርቲ ከከፋፍል ምጅማሩ ኣፍሊጡ።
እቲ ምክፍፋል ብክፍለ ከተማ መቐለ ዝጀመረ እንትኸውን፥ ብቐፃልነት ናብ ካልኦት…