Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣብ ኢትዮጵያ ስደተኛታትን ኣተኣናገድቲ ማሕበራትን ተረባሕቲ ዝገብር ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ስደተኛታት፣ ተመዛበልቲን ኣተኣናገድቲ ማሕበራትን ተረባሕቲ ዝገብር ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። ትግበራ እቲ ፕሮጀክት መንግስቲ ኔዘርላንድ ምስ ስደተኛታትን ኣገልግሎት ተመለስቲን ኢትዮጵያን ካልኦት ሰብኣዊን ኤጀንሲታት…

ኢትዮጵያን ኮይካን ስምምዕነት ደገፍ 16 ሚሊየን ዶላር ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያ(ኮይካ)ን ስምምዕነት ደገፍ 16 ሚሊየን ዶላር ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ምክትል ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ዶንግሆ ኪም ክታሞም ኣንቢረሙሉ።…

ኣሜሪካ መጠን ተጠቃሚ ብነዳዲ ዝሰርሓ መካይን ዝግድብ ሕጊ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ምምሕዳር ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን፥ መጠን ተጠቃሚ ብነዳዲ ዝሰርሓ መካይን ዝግድብ ሕጊ ዕላዊ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ሕጊ ኣብ 2032 ዓ.ም.ፈ ካብ መካይን ኣሜሪካ 56 ሚኢታዊ ዝኾና ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ንክኾና ዝገብር እንትኸውን፥…

ኮሌጅ ዋር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘሰልጠኖም ጀነራል መኮንናትን ላዕለዎት መኮንናትን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ዋር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብሓፂር መርሃ ግብሪ ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ጀነራል መኮንናትን ላዕለዎት መኮንናትን ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ላዕለዋይ ኢታማዞር ሹም ሰራዊት ምክካል ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ኣካቢ ቀዋሚ…

ፀሓይ ኣውሮፕላን ናብ ኢትዮጵያ ምምላሳ ንሰብ ሞያ ኣቪዬሽን ስንቂ ሞራል ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀሓይ ኣውሮፕላን ናብ ኢትዮጵያ ምምላሳ ንሰብ ሞያ ኣቪዬሽን ስንቂ ሞራል ከምዝኾነ ኣመራርሓን ኣባላትን ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ገሊፆም። እቶም ኣባላትን ኣመራርሓን ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ፥ ኢትዮጵያ ናይ…

ንናይ ሎሚ ዘበን ጉዕዞ ሓጂ ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 10 ሺሕ ሁጃጃት ተመዝጊቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንናይ ሎሚ ዘበን ጉዕዞ ሓጂ ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 10 ሺሕ ሁጃጃት ከምዝተመዝገቡ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስለምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። መበል 1 ሺሕን 445 ምዝገባ ጉዕዞ ሓጂ ካብ 27 ጥሪ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ዝሳለጥ ዘሎ እንትኸውን፥ ኣብ ውሽጢ…

ዩኒሴፍ ስርዓት ጥዕና ኢትዮጵያ ኣብ ምጥንኻር ኣድላዪ ምትሕብባር ከምዝገብር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒሴፍ ስርዓት ጥዕና ኢትዮጵያ ኣብ ምጥንኻር ኣድላዪ ምትሕብባር ከምዝገብር ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ  ዳሬክተር ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ  ዶ/ር ኣቡበከር ካምፖ ዘቲየን። ዶ/ር መቅደስ፥ ዩኒሴፍ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዝገብሮ…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ  ዝለዓለ ኒሻን  ደቡብ ሱዳን ተበርኪቱሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ደቡብ ሱዳንን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ሰራዊትን ሳልቫ ኬር ማያርዲት  ናይታ ሃገር ዝለዓለ ኒሻን ንላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣበርኪቶም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ኣብ ብሄራዊ ቤተ…

ባንኪ ንግዲ ናይ ባዕልቶም ዘይኮነ ገንዘብ ዝወሰዱ ውልቀ ሰባት ክሳብ ቀዳም ንክምልሱ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ናይ ባዕልቶም ዘይኮነ ገንዘብ ዝወሰዱ ወይ ናብ ሒሳቦም ዘመሓላለፉ ውልቀ ሰባት ክሳብ ቀዳም ንክምልሱ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ባንኪ ምስ ዘጋጠሞ ፀገም ሲስተም ተዛሞዱ ካብ መንጎ ናይ ባዕልቶም ዘይኮነ ገንዘብ ዝወሰዱ ወይ ናብ ሒሳቦም…

ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ጉያ መሰናክል ደቂ ኣኒስቲዮ 3 ሺሕ ሜትሮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሎሚ ሙለታ  ኣብ ውድድር ጉያ መሰናክል ደቂ ኣኒስቲዮ 3 ሺሕ ሜትሮ ንሃገራ ሜዳሊያ ነሓስ ኣርኪባ። እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት ብ9 ደቒቓ 26 ሰከንድን 63 ማይክሮ ሰከንድን ብምእታው መበል ሳልሰይቲ ወፂኣ። ከምኡውን ኣትሌት ሲምቦ…