ቴክኖሎጂ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ናብ ኢትዮጵያ ምእታው ከምዝተባባዕ ተገሊፁ Desta Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ናብ ኢትዮጵያ ምእታው ከምዝተባባዕ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን በርኦ ሓሰን ገሊፆም። ብመሰረት እዚ ሙሉእ ንሙሉእ ተገጣጢመን ናብ ውሽጢ ዓዲ ንዝኣትዋ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ዝኽፈል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍርያት ምግቢ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምዕባይ ትኹረት ምግባር ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ-ምግብ ንምምሕያሽ ፍርያት ምግቢ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምዕባይ ትኹረት ምግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ ዳይሬክተር ፋውንዴሽን ቺልድረንስ ኢንቨስትመንት ፈንድ (ሲፍ)ን ጉጅለ ልኡኾምን ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስትራት ዝተመርሑ ዝተፈላለዩ ልኡኻት ስራሕቲ ልምዓት ይዕዘቡ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌደራል ዝተመርሑ ዝተፈላለዩ ናይ ክትትልን ድጋፍን ጉጅለ ልኡኻት እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ይዕዘቡ ኣለዉ። ብሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ክልል ማእኸላዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣስታት 80 ዝኾና ትካላት ፋይናንስ ኣባል መድሕን ተቐማጢ ገንዘብ ኢትዮጵያ ከምዝኾና ተገሊፁ Desta Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣስታት 80 ዝኾና ትካላት ፋይናንስ ኣባል መድሕን ተቐማጢ ገንዘብ ኢትዮጵያ ከምዝኾና ተገሊፁ። ፈንድ መድሕን ተቐማጢ ገንዘብ ኢትዮጵያ ዝጠመተ ግንዛበ ናይ ምፍጣር መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ምክትል ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ኣካቢ…
ቢዝነስ ኣብ ወርሒ ለካቲት 33 ሺሕን 711 ሓደሽቲ ዓማዊል ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Desta Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ለካቲት 33 ሺሕን 711 ሓደሽቲ ዓማዊል ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ከምዝኾኑ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ከተማታትን መንደራትን ገፀር ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ንምግባር ብመሰረት ዝተሰርሐ ስራሕ ኣብ ወርሒ ለካቲት 11 ከተማታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልላት ሰብኣዊ ሓገዝ ብፍትሓውነት ናይ ምውዛዕ ስራሕ ሓላፍነተን ብኣግባቡ ንክዋፃኣ ተሓቲቱ Desta Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላት ብምንግስቲ ዝቐርብ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ብፍትሓውነት ናይ ምውዛዕ ስራሕ ሓላፍነተን ብኣግባቡ ንክዋፃኣ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ተወካሊ ኣፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ ኮሚሽን ኣታለል ኣቦሃይ፥ ብሰብ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ብውድድር ጉያ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ወሲዳ Desta Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ብውድድር ጉያ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ወሲዳ። ኣብቲ ውድድር ውዴ ከፍያለው፣ ተኬን ኣማረ ብቕደም ሰዓብ ካልኣይን ሳልሳይን ብምውፃእ እቶም ሜዳሊያታት ንሃጎም ኣምፂኦም።…
ስፓርት ኢትዮጵያ ብውድድር ምርኩስ ዝላ ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ Desta Mar 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ውድድር ምርኩስ ዝላ ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ነሓስ ከምዝረኸበት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ገሊፁ። ከም ኣገላልፃ እቲ ፌዴሬሽን፥ ኣትሌት ኣበራ ለማ ኣርባዕተ ሜትሮ ብምዝላል እቲ ሜዳሊያ ተረኪቡ። እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዘለዉ 70 ሺሕ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዘኽእል ስራሕ ኣብ ውሽጢ 2 ሰሙን ክጅመር ኢዩ Desta Mar 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ፥ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዘለዉ 70 ሺሕ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዘኽእል ስራሕ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ክጅመር ኢዩ ኢለን። ኣምባሳደር ብርቱካን ነዚ ዝበላ…
ቢዝነስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግዝኣት ኖቭግሮድ ሩሲያ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘለዎም ባህጊ ኣርእዮም Desta Mar 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ግዝኣት ኖቭግሮድ ሩሲያ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘለዎም ባህጊ ከምዘለዎም ገሊፆም። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ፥ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪ ኣብ…